Readable HTML

Tigrinya — OCR transcription of Gazette (WHO repository)

Proclamation 36/1993 — Regulation of pharmaceuticals, medical equipment, cosmetics and sanitary items

Link directly to a passage with its anchor — for example #pdf-page-1 — to open it highlighted. This reference version is generated from the authority’s publication and does not replace it. Language: Tigrinya.

Contents

# ስ ጋዜጣ ኣዋጃት ኤርትራ ብግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ ዝሕተም ቅጺ 3/1993 ቈ. 5 ኣስመራ ግንቦት 10/1993 ቀጋ ብር4.00 .-----.-- - ኣዋጅ ቈ. 36 /1993 ንመድሃኒት ፡ መሳርሒ ሕክምና፡ኮስመቲካትን ድልዋታት ንጽህናን ንምቁጽጻር ዝወጸ ኣዋጅ። -/

ፍርር። ፲ ጋዜጣ ኣዋጃት ኤርትራ ብግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ ዝሕተም –= ቅጺ 3/1993 ቈ. 5 ኣስመራ ግንቦት 10/1993 ዋቀጋ ብርላዕዕ ኣዋጅ ቈ. 36 /1993 ንመድሃኒት ; መሳርሒ ሕክምና ‘ኮስመቲካትን ድልዋታት ንጽህናን ንምቁጽጻር ዝወጸ ኣዋጅ። 4? 056 [893

ኣዋጅ ቈ. 36 /1993 ንመድሃኒት : መሳርሒ ሕክምና ‘ኮስመቲክትን ድልዋታት ንጽህናን ንምቁጽጻር ዝወጸ ኣዋጅ። ምዕራፍ 1 መእተዊ 1. ሓጺር ኣርእስቲ፡- እዚ ኣዋጅ’ዚ “‘ንመድሃኒትን መሳርሒ ሕክምናን ኮስመቲክትን ድልዋታት ንጽህናን ንምቁጽጻር ዝወጸ ኣዋድ ቈ.36/1993" ተባሂሉ ክጥቀስ ይከኣል። 2. ትርጉም :- ኣብዚ ኣዋድ'ዚ ኣተኣታትውኡ ክልእ ትርጉም ዘውህቦ እንተዘይኮይኑ ፲ (1)“)ክፍለሊ”" ማለት ክፍሊ ሓለዋ ጥዕና ወይ ከኣ ኣብዚ ሕጊዚ ንዕኡ ዝውክል ቤት ጽሕፈት ኣገልግሉት መድሃኒት ማለት እዩ። (2) "ሰብ" ማለት ባህርያዊ ሰብ ወይ ብሕጊ መሰል ሰብነት ዝተዋህቦ ኣካል ማለት እዩ። (3ነ‘መድሃኒት “ማለት ዝኾነ ናይ ሰብን እንስሳን /1/ስጠማም፣ ዘይልሙድ ኣክላዊ ኩነታት ወይ ምልክታቱ ንምፍዋስ፡ ንምምሕያሽቨ ንምክልኻል ወይ ንምንጻር፡ /2/ ኣካላዊ ተግባራት ንምምላስ፡ ንምአራም ወይ ንምልዋጥ ንሽገልግል ተባሂሉ ዝፈረየ፡፥፡ ንመሽጣ ዝቐረበ ወይ ኣብ ጥቕ ’ጊዒ ዝውዓለ ነገር ወይ ሕውስዋስ ነገራት ማለት እዩ። (4)"ናውቲ መድሃኒት (መሳርሒ ሕክምና)" ማለት ናይ ሰብን እንስሳን ጥዕና ንምክን’'ሽን ሕማማት መር"”ጊርካ ንምንጻጸር፡ ንምሕካምን ኣብ ውሽጥን ግዳምን ናይ ኣክል አንጥቀመሉም ነገራት ወይ ኣቕሑት ማለት አዩ። አዚ ዝተፈላለየ ንሕክምና ዘገልግሉ መሳርሒታት መካይን፡ መሳፈያ ኣቍሳል፣ ሲሪንጅን መራፍእን 5፲ ፋሻ፡ ጎዝ፥ ጡጥን ተመሳሰልቲ ድልዋታትን መሳርሒ ኣስናን፡፣ኣርተፍሻል ኣስናን ቀመማት ፊልምታት ብጎማን | ብፕላስቲክን አተሰርሑ ቫሻምቦቶቆታትን ክተተራትን ጓንቲታትን የጠቓልል። (5) “ ኮስመቲክ" ማለት ንሰውነት ወይ ከኣ ንዝ’ኾነ ይ’'ኹን ክፍልታት ኣካላት ሰብ ንምጽራይ፣፥ ንምንጸህ፣ ንምጽባቕ፣ወዝ ንምልዋጥ 1

ወይ መልክዕ ንም ቕያር ተባሂሉ ዝልከ፡ ዝቕባአ፥ ዝንዝንስነስ፡ ዝንጸግ፡ ዝድረዝ ወይ ዝምወዝ ዝኾነ ይኹን ዝፈረየ፡፦፡ ዝተሸጠ፡ ኣብ መሸጣ ዝቐረበ ወይዶ ኣብ ኣገልግሉት ዝወዓለ ነገር ወይ ሕውስዋስ ነገራት ማለት እአእዩ። ንከም በዓል ጨናታት፡ድኦደራንት፡ሕብሪታት ከንፈር፡ ሕብሪታት ጸጉሪ ‘መወገዲ ጸጉሪ፡ ኩሕሊታት፥፡ ሻምቱፑታት፡ ታውደራት፣ ቅብኣታት ዝኣመሰሉ የጠቓልል። (6) ድልዋታት ንጽህና" ማለት ንጽህና ሰብን እንስሳን ከምኡውን ንጽህና ቤትን ከባቢኡን ንምሕላው ዝጠቕሙ ነገራት ወይ ሕውስዋስ ናይ ነገራት ማለት አዩ። ንከም ፓታዳት፣ ታምፑናት፣መምጸዩ ረሃጽ፡ ዲተርጀንትታት፡ናይ ቤት ሓሳኹን ለመምትን ነፈርትን ዘጥፍኡ ድልዋታት የጠቓልል። (7) “ገምፍራይ ወይ መፍረ" ማለት ኣብ ምስራሕ ምህርቲ ዝግበር ምድላው ፣ ምትሕውዋስ፣ ምጽራይዶ፣ ምቅማም፣። ምስናዕ ፣ ምምላእ፣ ምዕሻግ፣ ሕላገት ምልጋብ፡ ምጥቕላልን ከምኡ ዝኣመሰለ ተግባራት ምክያድን ማለት እዩ። (8) ምምጻእ" (1800) ማለት ናብ ኤርትራ ምእታው ማለት አዩ ። (9) "ችርቓረ” (5ር188) ማለት ብዝርዝር ንውልቀሰብ ወይ ንተጠቃሚ ምሻጥ ማለት እዩ። (10) “ ሞስፋሕን ምምሕያሽን ማለት ናይ ምፍራይ ወይ ኣገልግሉት ዓቕሚ ምምሕያሽ ወይ መጠን ኣገልግሉት ምዕባይ ወይ ኣብ ደረጃ ለውጢ ምግባር ማለት ኢዩ። (11)“ኛርኮቲክ • ማለት ዝኾነ ብመሰረት ስምምዕ ናርኮቲክዊ መድሃኒት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ቁጽጽር ዝግበረሉ ነገር ማለት ኢዩ። (12) ‘ሲይኮትሮፒክ ' ማለት ዝኾነ ብመሰረት ስምምዕ ሳይኮትሮፒክዊዩ ነገር ውድብ ሕቡራት ሃገራት ቁጽጽር ዝግበረሉ ነገር ማለት ኢዩ። (13) “ምኽላስ"” (309]08808)) ማለት ኣብ ትሕዝቶ ሓደ መድሃኒት ኮስመቲክን ድልዋ ንጽህናን ሓደ ነገር ብምጉዳል ወይ ክልእ ነገር ብምውሳ’ሽ ወይ ፈጸጺምምክ ብምትክእ ንዝወጸሉ ደረጃ ብቕዓት ምጉዳል ወይ ምግጋይ ማለት እዩ። (14) "ሕላገት” (180ር]1) ማለት ብዛዕባ መድሃኒት ፣ መሳርሒ ሕክምና፣፡ ኮስመቲክን ድልዋ ንጽህናን ዝገልጽ ኣብ ውሽጣዊ ኮነ ኣብ ግዳማዊ መዓሸጊ ወይ ኣብ መጠቕለሊ ዝርአ ዝኾነ ጽሑፍ፡፥ ሕታም ወይ ምልክት ማለት እዩ። (15) “ሓባዕ ጽሑፍ" ማለት ብዛዕባ መድሃኒት ፣ መሳርሒ ሕክምና፡ ኮስመቲክን ድልዋ ንጽህናን ዝርዝራዊ ሓበሬታ ዝህብ ኣብ 2

ውሽጢ’ቲ መትሓዚ ወይ መዓሸጊ ዝኣቱ ጽሑፍ ማለት እዩ። (16) " ጽፍ ኣገባብ መፍረ" ማለት ሓደ ሰብ ብቕዓቱ፣ፈዋስነቱ፡ ዘይተጓዳእነቱን ንዝተረጋገጸ ምህርቲ ንምፍራይ መታን ኪከኣል ኣብ መስርሕ መፍረ ኪንተሉ ዝግብኦ መሰረታዊ መምርሒ ማለት እዩ። (17) “ምርመራ ቁጽጽር ብቕዓት" ማለት ምርመራ ብምክያድ ናይ መድሃኒት መሳርሒ ሕክምናን ኮስመቲክን ድልዋ ንጽህናን ትሕዝቶ፣ ፈዋስነት፡ ዘይተጓዳእነትን ካልኦት ጠባያትን ምርግጋጽ ማለት እዩ። (18) “ጥረ ነገር" ማለት ኩሉም አቶም ንመፍረ ዝጠቕሙ ንጥፋትን ዘይንጥፋትን ኣብ መስርሕ ዝልወጡን ዘይልወጡን ነገራት ማለት እዩ። (19)“ ምዕሻግ"ማለት ንዝኾነ መድሃኒት፣ መሳርሒ ሕክምና ኮስመቲክን ድልዋ ንጽህናን ኣብ መትሓዚ ምምላእ /ምእታውን/ ኣብ መትሓዚኡ ገላጺ ጽሑፍ ምሕታም ወይ ምልጣፍ ማለት እዩ። (20) “ሥመዓሸጊ" ማለት ንመድሃኒት ፣ መሳርሒ ሕክምና፡ ኮስመቲክን ድልዋ ንጽህናን ንምዕሻግ ዘገልግል ኣቕሓ ኮይኑ ንመትሓዝን ንመትሓዚ ንምጥቕላል ዘገልግሉ ኣቕሑትን እውን የጠቓልል። (21) ሕክምናዊ ፈተነ“" ማለት ናይ ሓደ መድሃኒት ወይ መሳርሒ ሕክምና ፈዋስነት ፣ዘይተጓዳእነትን ዓቕምን ንምርጋጋጽ ኣብ ሰባት ዝግበር ፈተነ ማለት እዩ። (22) ሕሐሕክምናዊ በዓል ሞያ" ማለት ሕሙም ብምምርማር ዓይነት ሕማም ዘነጽር፡ኣክል ዝጠብሕወይ ብመድሃኒት ዝሕክም ሓኪም ሰብ፡ሓኪም ስኒ ፤ሓኪም አንስሳ ወይ ከኣ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ ተግባራት ንኸክይድ ብሕጊ ዝተፈቕደሉ ሰብ ማለት ኢዩ። (23) “ ኻዶረጃ" ማለት መድሃኒት ፣ መሳርሒ ሕክምና ድልዋ ንጽህናን ጥረ ነገርን መዐሸሽጊኦምን ከማልእዎ ዘለዎም ናይ ብቕዓት ደረጃ ማለት እዩ። (24)"ፈክላም /መላለይ/" ማለት ብድምጺ ብጽሑፍ ፣ ብምልክት ፣ ብብርሃን ወይ ብኻልእ ኣገባብ ብቐጥታ ወይ ብተዛዋዋሪ መንገዲ መድሃኒት፣ መሳርሒ ሕክምና ኮስመቲክን ድልዋታት ንጽህናን ንክሽየጡ ምልላይ ወይ ምትብባዕ ማለት እዩ። (25)“ዛመኣዛዚ መድሃኒት (ከ፣ር5ናርከከከ0ከ)" ማለት ፍቓድ ብዘለዎ ሕክምናዊ ብዓል ሞያ ተጸሒፉ ኣፋውስ ክሽየጠሉም ወይ ክዕዶደሉም ንሕሙማት ዝውሃብ ፍሉይ ወረቐት ማለት አዩ። ን

(26) “ምደባ"( ርከርዐህከከደ) ማለት ንመድሃኒት ብኣጠቓቕምኦም፣ ብኣገልግሉቶም፣ ብጕዳኢነቶምን ብኻልእ ባህርያቶምን ኣብ ጉጅለታት ምክፍፋሉም ማለት እዩ፣ንኣብነት ብትእዛዝ ሓኪምን ብዘይ ናይ ሓኪም ትእዛዝን ዝሽየጡ። ምዕራፍ ክልተ ተግባሪ ኣካል 3. ናይ ምትግባር ሓላፍነትን መዝን ንድንጋገታት ናይዚ ኣዋጅ እዝን ነዚ ኣዋጅድ’ዚ ንምትግባር ዝወጹ ሕጋግትን መምሪሒታትን ቅጥዒታትን ኣብ ግብሪ ናይ ምውዓል ሓላፍነትን መዝን ናይ ቤት ጽሕፈት ኣገልግሉት መድሃኒት ክፍለ. ሓለዋ ጥዕና ይኸውን። 4. ዕፅማማትን ስልጣንን ቤት ጽሕፈት ኣገልግሉት መድሃኒት አዚ ዝስዕብ ዕማማትን ስልጣንን ይህልዎ፣ (1)ነዚቪ ሕጊ'ዚ ናይ ምትግባርን ትግባረኡ ናይ ንምቁጽጻርን፥ (2) ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈርዩን ካብ ወጸኢ ናብ ሃገር ዝኣትውን መድሃኒት ፣ናውቲ ሕክምና ፣ኮስመቲካክትን ድልዋታት ንጽህናን ናይ ምምዝጋብን ኣብ ኣገልግሉት ንክውዕሉ ናይ ምፍቃድን፥ (3) ንኣፍረይቲ፣ ኣምጸእቲ ፣ጃምላዊ ዓደልትን ቸርቸርቲን ሊችቸንሳ (ፍቓድ) ናይ ምሃብን ብመሰረት እዚ ኣዋጅ’ዚ ከምዝሰርሑ ናይ ምቁጽጻርን ኣብ ልዕሊ ሕጊ ዝጥሕሱ ከኣ ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝወሰድ ናይ ምግባርን ፣ (4) ፊት፡ ፈዋስነትን ዘይተጓዳእነትን መድሃኒት ከምኡ ከኣ ጽሬትን ዘይተ።ዳእነት መሳርሒ ሕክምናን ኮስመቲክትን ድልዋታት ንጽህናን ንምርግጋጽ ተክኒክዊ ቁጽጽር!፣ምርመራን፣ቁጽጽር ብቕዓትን ናይ ምክያድ፡ (5) ንመፍረ ዝውዕሉ ጥረ ነገራትን መዓሽጊታትን ናይ ምቁጽጻር፥፡ (6፩ ምስ ዝምልከተን ክልኦት ኣክላት ብምትሕ ብባር ዋጋ መድሃኒትን መሳርሒ ሕክምናን ናይ ምቍጽጸር፣ (7)ዝተባላሸዉ መድሃኒት መሳርሒ ሕክምናን ኮስመ|ርክትን ድልዋታት ንጽህናን ኣብ ዕዳጋ ከምዘይውዕሉን ከምዝአከቡን ናይ ምግባር፣ (8) ምፍራይ ‘፣‘ምምጻእን ምዕዳልን ናርኮቲክን ሳይኮትሮፒክን መድሃኒት ናይ ምቁጽጻር ’

(9) ንሰብ ሞያን ንህዝበን ዝመሓለለፉ ንመድሃኒትን ንመሳርሐሒ. ሕክምናን ኮስመቲክትን ድልዋታት ንጽህናን ዝምልከቱ ሓበሬታታት ናዶ ምቁጽጻርን ቅኑዕ ሓበሬታን ናይ ምምሕልላፍን፡ (10) ብሞያ መድሃኒት ዝተማህሩ ሰብ ሞያ ናይ ምምዝጋብን ናይ ምዝገባኦም ወረቐት ምስክር ናድ ምሃብን፥ (11) ኤርትራ ብዛዕባ ኣገልግሎት መድሃኒት ዝተቐበሉም ኣህጉራዊ ስርዓትን ስምምዓትን ከምዝ’)በሩ ናይ ምግባር። ምዕራፍ ሰለስተ ምምዝጋብ ሰብ ሞያን ፍቓድ ምሃብን 5. ፋርማሲስት ብፋርማሲስትነት ክምዝገብ ዝ’ክአልን ፍቓድ ስራሕ ዝወሃቦን ሰብ (1) ከብ ዝተፈልጠ ዩኒሸርሲቲ፣ ኮለጅድ ወይ ቤት ትምህርቲ ብሞያ ፋርማሲ ብቐዳማድይ ዲግሪ ዝተመረቐን በቲ ክፍሊ ተገምጊሙ ዝጸደቐቕሉ (2) ዕድመኡ ካከብ 18 ዓመት ዘይንአስ፥ (3) ሞያዊ ግቡኡ ንምብርካክት ዘየ-ንአሉ ሕማም ኣእምሮ ወይ ወልፊ ጽግዕተኛነት ናይ ኣልኮላዊ መስተ ወይ ናርኮቲክን ስይኮትሮፒክን መድሃኒት ዘይብሉ፥፡ (4) ሕጋጋት መድሃኒት ብምጥሓሰ-· ካብቲ ና "ያ ዘይተኣገደ ወይ ዘይተወገደ (5) አቲ ክፍሊ ዝወሰኖና ክፍለሊለት መምዝገብን መውጺኢ ፍቓድን ክኸፍል ድልው ዝኾነ ክኸውን ኣለዎ። | 6. ድራጊስት ወይ ፋር"’ገሲ ተክኒሽያን ብድራጊስትነት ወይ ብፋርማሲ ተክኒሽያንነት ክህምዝገብ ዝንኽአልን ፍቓድ ስራሕ ዝወሃቦን ሰብ፣ (1) ብበድራጊስት ወይ ብፋርማሲ ተክኒሽሺያን ክብ ዝተፈልጠ ዮኒሸርስቲ፡ኮለድ ወይ ቤት ትምህርቲ ብሞያ ድራጊስትነት ወይ' ፋርማሲ ትክኒሽሺያንነት ብምስክር ወረቐት ወይ ብዲጉሉም ዝተመረቐን በቲ ክፍሊ ተገምጊሙ ዝጽደቐሉን፥፡ (2) ዕድጫኡ ካብ 18 ዓ%መት ዘይንእስ : (3) ሞያዊ ግበ’ኡ ንምብርክት ዘየ’ኽአሉ ሕማም ኣእአምሮ ወይ ከኣ ወልፊ /ጽግዕተኛነት | .3

ናይ ኣልኮላዊ መስተ ፣ናርኮቲክን ሳይኮትሮፒክን መድሃኒት ዘይብሉ፣ (4) ሕጋጋት መሃኒት ብምጥሓሱ ክብ ሞያኡ ዘይተኣገደ ወይ ዘይተወገደ (5) አቲ ክፍሊ ዝወሰኖና ክፍሊት መመዝገብን መውጽኢ ፍቓድን ክኸፍል ድልው ዝኾነ ክኸውን ኣለዎ። 1 ? 050 1993 — ምዕራፍ ኣርባዕተ ምምጸእ 7. ኣድላይነት ፍቓድ ዝኾነ ሰብ ብመሰረት አዚ ኣዋድ'ዚ ፍቓድ ከይረኽ ኣምጻእነት ስራሕ ኪሰርሕ ኣይፍቀዴሉን 8. ምምጻእ ዝክኣለሉ ኩነታት ክፍሊ ጥዕና ዘውጽኦም ክልኦት ሕጋጋትን መምሪሒታትን ዝተሓለዉ ኮይኖም፣ዝኾነ ፍቓድ ምምጻእ ንኪወሃቦ ዘመልክት ሰብ ዝፍቀደሉ፡ (1) ከምጽኦም ንዝደሊ መድሃኒት ፣ መሳርሒ ሕክምና ፣ኮስመቲክትን ድልዋታት ንጽህናን ኣመዝጊቡ ናይ መመዝገቢኦም ምስክር ወረቐት ምስ ዝረክብን፥ (2) ካብቲ ነቲ ኣቕሑ ዘፍረየ ፋብሪክ ሕጋዊ ውክልና ምስ ዘቕር-ብን ጥራይ ይኸውን። 9. ፍቓዎድ ዝወሃበሉ ኩነታት (1) ፍቓዎድ ምምጻእ ዝወሃብ፤ ኣመልካቲ ነቶም ኣብ ዓንቀጽ 10ናይዚ ኣዋጅ’ዚ ዝሰፈሩ (ህ) ትካላዊ መምዘኒታት ምስ ዘማልእ፥ (ለ) ንተክኒከዊ ስራሕ ናይቲ ትካል ዝመርሕ ሰብ በቲ ክፍሊ ብፋርማሲስትነት ዝተመዝገቦ ፓስ ዝኸውን፣ (ሐ) ንመምጽኢ ፍቓዎድ ዝሕተት ክህፍሊት ምስ ዝፍጽምን ይኸውን። (2) ኣመልከቲ ናውቲ ሕክምና ፥ ኮስመቲካትን ድልዋታት ንህጽናን ጥራይ ንከምጽእ አንተድኣ ፍቓድ ሓቲቱ ኣብ ንኡስ ዓንቀጽ (1) (ለ) ናድዚ ዓንቀጽ'ዚ ዝተጠቕሰ ክማልኣ ኣይሕተትን። ይኹን 6

አምበር እቲ ንተክኒክዊ ስራሕ ዝመርሕ ሰብ ብዛዕባ አቶም ክህመኡጹ ዝድለዩ ኣቕሑ አኹል ፍልጠት ክህልዎ ኣለዎ። 1). ክግግልኡ ዘለዎም ትከላዊ መምዘኒታት ክፍለሊ ጥዕና ዘውጽኦም ካልኦት ሕጋጋትን መምሪሕታትን ዝተሓለዉ ኮይኖም ሓደ ኣምጻኢ ትካል ነዞም ዝስዕበ· ዕዐቦም“ዘኒታት ከ“ማግ/ለልእ ኣለዎ፣። (1) „ኒዝያንን ኣሰራርሓን ናይቲ ትክል ንም’ክ)ዘንን መዐደልን ዝምችአ ከኪር-ከውን ኣለዎ፣ (2) ብቖዕ መተሓላለፊ ኣየር ‘መወገዲ ፈሳሲ ‘መከላ ከለሊ ሓደጋ ባርዕን አኹል ብርሃንን ፣ከከም ኣድላይነቱ ከኣ መቈጸጸሪ ዛሕልን ሙቕቐትን ዘለዎ ኪ'ነኸከውን ኣለዎ፣ (3)ን:ዝኣትዉ ኣቕሑ መረከቢ/መቐቹበለ/ ክፍሊ ፣ ንሓደገኛ መድሃኒት መቐመጢ ፍሉይ አፍሊ 7 ጠንሄ ባርዕ ኪ’ኮኑ ንዝክአሉ ቀመማት መቐመጢ ዛሕሊ ንዘድልዮም ኣቕሑ መዝሽከዘኒ ፣ ዝተባለሽዉ መድሃኒት ተኣኪቦም ኪጸንሕሉ ዝ’ክአሉ ፍሉይ ክፍሊ ከምኡ ከኣ ከም ቤት ጽሕፈት ዘገልግሉ እ'’ኩል ክፍልታት ሽቓቕ ፣ ብሄዕ ኣገልግሉት ማይ አህህልውዎ ኣለዎ፣ (4) ኣገልግሉት ተለፎርን ፤(ተለክስ) ፋክስ ሳጹን ፖስታ ዘድልዮ ናይ ስራሕ ቅጥዒታት ኢንኮይሳትን ማሕተምን ክህልውዎ ኣለዎ። 11. ፍቓዎድ ንምርካብ ዝምላእ ቕጥዒ ሓዲሽ ኣምጻኢ ትካል ንምቋም ዝደሊ ሰብ አቲ ክፍሊ ብዘቕርቦ ቅጥዒ መሰረት ሕቶኡ መሊኡ ክቕርብ ኣለዎ። 12. ምርግጋጽ ብቅዓት መርትዖታት (1) እቲ ክፍሊ -በመሰረት ዓንቀጽ 11] ናይዚ ኣዋድ'ዚ እቲ ቅጥዒ ተማሊኡ ምስ ቀረበሉ ዝቐረበቡ·፡ መርትዖታት ብቘዓት ምዃኖም ድሕሪ ምርግጋጽ ፍቓድ ምምጸእ ይህብ። (2) ኣመልከቲ ዘቕረቦም መርትዖታት ዘይተማልኡ ብም ዃናኖም እቲ ሕቶ ተቐባልነት ምስ ዘይረክብ አቲ ክፍሊ ንኣመልክቲ ብጽሑፍ የፍርልጦ። 13. ንምስፋሕን ምምሕያሽን ዝድለ ፍቓድ (1) ድሮ ንዝቐመ ናይ ምምጻእ ስራሕ ክሰፍሕን ክመሓየሽን ዝደለ. ሰብ እቲ ክፍሊ ብዛውጽኦ ቅጥዒ መሰረት ሕቶኡ መለሊ.ኡ ክቕርብ 7

| -- -- -- ---------------- --- -- - = ከሙ -፦- === = = =።፡ ይኽእል። (2)እቲ ክፍሊ ዝቐረበሉ መርትዖታት መርጊሩ ብቘዓት ምዃኖምን ኣድላይ አፍሊት ምፍጸሙን ድሕሪ ምርግጋጽ አቲ ትካል ንኪሰፍሕን ኪመሓየሽን ፍቓድ ብጽሑፍ ይህብ። 14. ናይ ምቕራብ ግዴታ ክብ ዓቕሙ ንላዕሊ ብዝ’ኾነ ም’ክንያት እንተዘይኮይኑ ፣ዝኾነ ኣምጸኢ., ብስሙ ዘመዝገቦ መድሃኒት፡መሳርሒ ሕሴሕ)ዝምና፡ ኮስና*ቲክትን ድልዋታት ንጽህናን ብቐጸለሊ ናድዶ ምቕራብ ሣጺዶታ ኣለዎ። 15. ክልከላ (1) ዝኾነ ብናይ ምምጻእ ፍቓድ ዝሰርሕ ሰብ ንውልቀ ተጠቃ”“ሥኒ ብቐጥታ ኪሽይጥ ኣይፍቀደሉን። (2)በዚ ሕጊዚ ንዝተዋህቦ ፍቓድ ምምእኣእ እቲ ክፍለ, ከይፈቐደ ንካልእ ሰብ ምምሕልላፍ፡ብዕዳ ምትሓዝ፡ምሻጥ ወይ ምልሃቀጥ ኣይፍቀድን = 16. ኣተሓሕዛ መዛግብ ብኣምጸእነት ዝሰርሕ ትካል ብመሰረት አቲ ክፍሊ ዘውጽኦ መምርሕሐ. ብዛዕባ ዘምጸኦም መድሃኒት መሳርሒ ሕክምና ኮስመቲካትን ድልዋታት ንጽህናን ብዛዕባ ምንርጐምን ብዝሖምን መጠኖምን ዋጋኦምን ክልኦት ምስኦም ዝዛመዱ ሓበሬታን ዝሰፈርዎም መዛግብን ክልኦት ሰነዳትን ብግቡእ ክሕዝ ኣለዎ። 17. ኣቕሓ ንክይኣቱ ምእጋድ እቲ ክፍሊ ኣድላይ ኮይኑ እንተድኣ ረ’ኺበ’ ዎ መድሃኒት ‘መሳርሒ ሕክምና ‘ኮስመቲክ ወይ ድልዋ ንጽህና ካብ ወጻኢ ንከይኣቱ ኪአእግድ ይኽእል። 18. ፍቓዎድ ምምጻእ ዘየድልዮም (1) ንውልቃዊ ኣገልግሉት (ሞ፫ር፣፲፮ዐክ8! 1|15ር)(:0ከ5አህከ1፲080ከ ንሳይንሳዊ ምርምር ንሰናይ ግብርን ንሰብኣዊ ረድኤትን : ብማሕበራት ኻ ገበርቲ ሰናይዶን ዲፕሉምስያዊ "ጊሽሸሺናትን ክብ ወጸኢ መድሃኒትን መሳርሒ ሕክምናን ንምእታው ፍቓድ ምምጸእ ኣየድልን። በዚ ፮

መንግዲዚ ከብ ወጸኢ ንዝኣትዉ ኣቕሑት አቲ ክፍሊ ፍሉቃዶ መምርሒ ኣውጺኡ ከምዝኣትዉ የፍቅድ። (2) ብረድኤት ዝመጽእ ዝኾነ መድሃኒት ወይ መሳርሒ ሕክምና እቲ ክፍሊ ዘውጽኦ መምዘኒ ከማልእ ኣለዎ። 19. መእተዊ ኣፍደገታት (1)መድሃኒትን መሳርሒ ሕክምና ኮስመቲክን ድልዋታት ንጽህናን ናብ ሃገር ዝኣትውሉ ኣፍደገታት ብወደብ ምጽዋዕን ዓሰብን ብመዓርር ነፈርቲ ኣስመራን ከምኡ’ውን ብሕጋዊ ምልክታ ብዝሕበሩ ክልኦት ኣፍደገታትን ጥራይ ይኸውን። (2) ኣብቶም ዝተጠቕሱ መእተዊ ኣፍደገታት አቲ ክፍሊ ብቕዓት መንዘናት ከምዝህልዉ የረጋግጽ። 20. ፍቓድ ዝእገደሉ ምኽንያት ፍቓድ -ምምጻእ ብሓደ ክብዞም ዝስዕቡ ምኽንያት ብኽፍለሊ ኪአገድ ይከኣል፣ ዃ (1) ናይቲ ትክል ዝለዓለ ተክኒክዊ ሓላፊ ብተፈጥሮ ዝለዓል ሕማም ኣእአምርሮ ወይ ጉድለት ኣክል ብምህላው ወይ ኣልኮላዊ መስተ ናርኮቲክን ሳይኮትሮፒክን ክልኦትን ብምዝውታር ወልፈኛ /ጽግዕተኛ/ ብምዃኑ ወይ ብምኽንያት ብዕድመ ምድፋእ ወይ ክልእ ሕማም ሓላፍነቱ ብግበ-አ ክስከም ከምዘይክእል በቲ ክፍሊ ምስዝረጋገጽ። (2) ፍቓድ ኣብቲ ዝተወሰነ ግዜ ከይተሓደሰ ምስዝተርፍ። (3) እዚ ኣዋጅ’ዚ ወይ ነዚ ኣዋድጅ’ዚ ንምትግባር ዝወጸ ሕጋጋት ወይ መምርሒ ምዝስጥሕስ። 21. ምስራዝ ፍቓድ ፍቓድ ምምጻእ ብሓደ ካክብዞም ዝስዕቡ ምኽንያታት ብክፍሊ ክስረዝ ይከኣል፣ (1) አቲ ፍቓዎድ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ብምቕራብ ወይ ብምድንጋር ዝተረኽበ ምዃኑ ምስዝረጋገጽ፣፤ (2)እቲ ትክል ዘይተመዝገበ ፣ ዝተኽለሰ፤ ብምድንጋር ዝኣተወ ፣ ዘይቅኑዕ ሕላገት ዘለዎ መድሃኒት ወይ ድልዋ ኣምጺኡ ከክፋፍል /ክዕድል/ ወይ ከዚኑ ምስ ዝርከብ፤ | (3) አቲ ትከክል ስርሑ ብገዛእ ፍቓዱ ምስ ዘቋርጽ፣፡ (4) እቲ ትክል ክልኦት ዝተኸልከሉ ተግባራት ብተደጋጋሚ ምስ ዝፍጽም ወይ ብተደጋጋሚ ሕጋጋት ወይ መምርሒታት ምስ ዝጥሕስ። 9

22. 23. 24. 25. 26. ምዕራፍ ሓሙሽተ ምፍራድ ኣድላይነት ፍቓድ ኽኾነ ሰብ ብመሰረት አዚ ኣዋጅ'ዚ ፍቓድ ከይተዋህቦ መድሃኒት ‘መሳርሒ ሕክምና ፣ ኮስመቲክ ወይ ድልዋታት ንጽህና ከፍሪ ኣይፍቀደሉን። ፍቓድ ዝወሃበሉ ኩነታት ፍቓድ ምፍራይ ዝወሃብ እቲ ክፍሊ ዘውጽኦም ክልኦት መምርሒታት ዝተሓለዉ ኮይኖም ነዞም ዝስዕበ·፡ ምስ ዝማልኡ ይኸውን፣ (1) እቲ ንመፍረ ብሓላፍነት ዝመርሕ ሰብ ክእለት ዘለዎ ብዓል ሞያ ሃሞሎዃኑ ምፖ'ዮቦስ ዝዕጋገጹ፡ (2) ንመፍረ ንምክያድ ዘኽእል ምቹ እን ዝተማልአን ትክል ምህላዉ ምስ ዝረጋገጽ፡ (3) ፍቓድ ንምርካክብ ዘድሊ ክፍሊት ኣገልግሉት ምስ ተኸፍለ። ፍቓድ ንምርካብ ዝቐርብ ሕቶ ትካል መፍረ ንምጀም ዝደሊ ዝኾነ ሰብ ብመሰረት እቲ ክፍሊ ዘውጽኦ ቅጥዒ ሕቶኡ ከቕርብ ኣለዎ። ፍቓድ ምፍራይ (1) እቲ ክፍሊ ናይ ምፍራይ ፍቓድ ሕቶ ምስ ቀረበሉ ኣብ ዓንቀጽ 23ዝተዘርዘሩ ከምዝተማልኡ ኣረጋጊጹ ቀዋሚ ናይ ምፍራይ ፍቓድ ይህብ። (2) ኣመልክቲ ዘቕረቦም መርትዖታት ዘይተማልኡ ብምዃኖም እቲ ሕቶ ተቐባልነት ምስዘይረክብ ግን አቲ ክፍሊ ንኣመልክቲ ብጽሑፍ የፍልጦ። ንምስፋሕን ንምምሕያሽን ዝድለ ፍቓድ (1) ኣቐዲሙ ንዝቖመ ትክል መፍረ ንምስፍሑ ወይ ንምምሕያሹ ዝደሊ ሰብ ሕቶኡ እቲ ክፍሊ ብዘውጽኦ ቅጥዒ መሰረት መሊኡ 10

ከቕርብ ኣለዎ። (2)አእቲ ክፍሊ ንዘቕረበሉ ሕቶ መርሚሩ ዘድልዩ ነገራት ምምልኦም ምስ ኣረጋገጸ፣እቲ ትክል መፍረ ንኪሰፍሕ ወይ ኪመሓየሽ ኣድላይ ክፍሊት ኣኽፊሉ ፍቓድ ብጽሑፍ ይህብ። 27. ንጽፉፍ ኣገባብ መፍረ ክማልኡ ዘለዎም መምዘኒታት አቲ ክፍሊ ዘውጽኦም ክልኦት መምሪሕታት/መምዘኒታት/ዝተሓለዉል ኮይኖም ሓደ ትክል መፍረ ነዞም ዝስዕቡ ከማልእ ኣለዎ፣ (1) ዲዛይንን ኣሰራርሓን ንተግባራት መፍረ ብጽሬት ንምክያድ ዘኽእል ኪኸውን ኣለዎ። (2) ንምጽራይን ጽሬቱ ንምሕላውን ዝምችአ ኪኸውን ኣለዎ፣ (3) ምብካል ምህርቲ ዘየስዕብ ኪኸውን ኣለዎ። (4) ዲዛይን ፣ ኣሰራርሓ ፣ ኣቀማምጣ ፣ ኣተሓሕዛ ናውቲ መፍረ እቲ ዝተደልየ ምህርቲ ንምፍራይ ዘኽእልን ጽሬቱ ንምሕላው ዘምችአን ኣብ መስርሕ መፍረ ምብካል ዘየስዕብን ክኸውን ኣለዎ። (5) ሰይንሳውን ተክኒክውን ፍልጠት ከምኡውን ተመክሮን ብዘሉዎም ሰብ ሞያ ክምራሕ ኣለዎ። (6) ናይ ምፍራይን ናይ ብቕዓት ቁቈጽጽርን ክልኦት ስራሓትን ብቕቖዕ ክእለት ብዘለዎም ሰብሞያ ኪካየዱ ኣለዎም። (7)ኪኽተሉ ዝግባእ መምሪሒ ሓለዋ ጽሬት ብጽሑፍ ወጺኡ ክእለት ብዘለዎ ተቐጸጻሪ ኣብ ግብሪ ክውዕል ኣለዎ። (8) መምርሒ ሓለዋ ጽሬት ቦታ መፍረን ናውቲ መፍረን ብጽሬት ከመይ ክፈሪ ከምዝንኽ)እአልን ፣ኣብ መፍረ ዝተዋፈሩ ሰራሕተኛታት ናይ ገዛእርእሶም ጥዕናን ንጽህናን ክሕለወሉ ዝንኽአልን መንገዲ ክጥርንፍ ኣለዎ። (9) ዝኾነ ሰብ ኣብ መፍረ ዝካክየድሉ ክፍሊ ክኣቱ እንከሉ ዝሰማማዕ መክላኸሊ አዳን /ልብሲ/ ክለብስ ኣለዎ። (10) ብተላጋቢ ሕማም ዝተጠቕዐ ወይ አሩት (ግሉጽ) ቈቁስሊ ዘለዎ ሰብ ኣብ መፍረ ዝካየደሉ ክፍሊ ኪሰርሕ የብሉን። 28. ቁጽጽር መስርሕ መፍረ (1) ዝኾነ ትክል መፍረ ምህርቱ ተደለይቲ መምዘኒታት ዘማልአ ምዃኑ ንምርግጋጽ ዘኽእሉ መምርሕን ኣገባብን ኣፈራርያ ናይ ' ነፍስ ወከፍ ምህርቲ ክህልዎ ይግባእ። (2) ዝኾነ ትክል መፍረ ምህርቱ ኣብ ዕዳጋ ምስ ወረደ ጉድለት እንተተረኽቦ ብቕልጡፍ ዝእአከበሉን ክውገደሉ ዘኽእልን ስርዓት ክህልዎ ይግባእ። 1]

(3) ምህርቲ በቲ ዝተደለየ ኩነታት ከምዝፈረየ ንምርግጋጽ ኣብ መስርሕ መፍረ በብደረጃኡ መርኣያታት (ሳምፕላት) ተወሲዶም ዝምርመሩሉ ኣገባብ ኪህልዎ ይግባእ። 29. ቈፍፍጸር ብቕዓት (1) ዝኾነ ትክል መፍረ ብቘዕ ክእለት ብዘለዎ ሰብ ዝምራሕን ዝተወደባ ኣክል ቁጽጽር ብቕዓት ዘለዎን ክኸውን ይግባእ። ኣካል ቁጽጽር ብቕዓት ምስዘየማልእ ግን ብናይ ካልእ ሳቦራቶሪ ምቁጽጻር ብቕዓት ክጥቀም ይኽእል። (2) እቲ ኣካል ቁጽጽር ብቕዓት ተሓታትነቱ ቀጥታ ነቲ ላዕለዋይ ሓላፊ ናይቲ ትክል ኮይኑ ክውደብ ኣለዎ። (3) ኣካል ቁጽጽር ብቕዓት ከይፈቐደዴደ ዝኾነ ይ’ኹን ኣብቲ ትካል ዝፈረየ ምህርቲ ንመሸጣ ወይ ንኣገልግሉት አክውዕል ኣይክእልን። (4) ኣካል ቁጽጽር ብቕዓት ከይፈቐደ ጥረ ነገራትን መዓሽጊታትን ሕላገታትን ሓባሪ ጽሑፋትን ንተግባራት መፍረ አውዕሉ ኣይክአሉን ። (5) ሓላፊ ኣክል ቁጽጽር ብቕዓት መምሪሒታት መፍረን ካልኦት ንብቕዓት ዝምልከቱ ሰነዳትን ብምምርማር ቅኑዓት ምዃኖም ናይ ምርግጋጽ ሓላፍነትን ስልጣንን ይህልዎ። (61 ብተወሳኺ ክብ ኣህለኽቲ ዝለዓሉ ንብቕዓት ዝምልከቱ ጥርዓናት ተበገሱ መጽናዕቲ ናይ ምክያድን ኩነታት ኣጻርዩ ናይ ምአራም ስጉምቲ ናይ ምውሳድን ሓላፍነት ናይ ሓላፊ ኣካል ቁጽጽር ብቕዓት ይኸውን። .ምርመራ ጥረ ነገራት መዐሽጊታትን (1) ዝኾነ ንተግባራት መፍረ ዝውዕል ጥረ ነገርን መዓሸጊን ኣብ ተግባራት መፍረ ቅድሚ ምውዓሉ ዝድለ መምዘኒ ዘማልእ ምዃኑ ብምርመራ ኪረጋገጽ ኣለዎ። (2) ንጥረ ነገራትን መዓሸጊታትን ዝወጽእ መምዘኒታት በቲ ክፍሊ. ኪጸድቕ ኣለዎ። . ምርመራ ምህርቲ (1) ነፍስ ወክፍ ምህርቲ ክማልኦ ዝግብኦ መምዘኒ ብጽሑፍ ኪቐርብን ብኣክል ቁጽጽር ብቕዓት ኪረጋገጽን ኣለዎ። (2) ዝኾነ ምህርቲ ናብ ዕዳጋ ቅድኒ ምቕራበ- ዝወጸሉ መምዘኒ ምምልኡ ብምርመራ አረጋገጽ ኣለዎ። 12

32. 3”). 34. 5 ..-" (3) ነቲ ዝወጸ መምዘኒ ዘየማልእ ምህርቲ ንመሸጣ ወይ ንኣገልግሉት ኪቐርብ ኣይፍቀድን። ኣተሓሕዛ መዛግብ እቲ ክፍሊ ዘውጽኦም ክልኦት መምሪሕታት ዝተሓለዉ ኮይኖም 7 ዝኾነ ትካል መፍረ ነዞም ዝስዕቡ ሓበሬታታት ኣማሊኡ ክሕዝ ይግባእ፡- (1) ብዛዕባ ትሕዝቶ ነፍሰ ወከፍ ምህርትን ኣገባብ ኣፈራርያን ዝገልጽ ዝርዝር መምርሒ፣ (2) ነፍስ ወክፍ ምህርቲ ብመሰረት ዓንቀጽ 31(1) ዝተገልጸ መምርሒ ምፍራዩ ዘረጋግጽ መረድኢ፣ (3) ኣብ ተግባራት መፍረ ዝወዓሉ ጥረ ነገራትን መዓሸጊታትን ብመሰረት ዝወጸሉም መምዘኒ ብቕዓት ተመርጊሮም ምስሓለፉ ኣብ ስራሕ ምውዓሉም ዘረጋግጽ ሓበሬታ፣፤፡ (4) ነፍሲ ወከፍ ምህርቲ ንመርኣያ (ሳምፕል) ከምዝተዓደለ(ዝተሸየጠ) ዝገልጽ (5) ነቲ ምህርቲ ብዝምልከክት ንዝቐረቡ ጥርዓናትን ዝተወሰደ ናይ ምአራም ስጉምትታትን ዝገልጽ ጽሑፍ። መርኣያ (ሳምፕል) ብዛዕባ ምሓዝ ዝኾነ ትክል ካብ ጥረ ነገርን ክብ መዓሽግን ከምኡ ከኣ ክብ ምህርቲ ንምስክር ከገልግል ዝኽእል መርኣያ (ሳምፕል) ክብ ዕድመ ኣገልግሉት ናይቲ መርኣያ (ሳምፕል) ዝተወሰደሉ ኣቕሓ ብሓደ ዓመት ንዝነውሐ ግዜ ክሕዝ ኣለዎ። ምውሳን ዕድመ ኣገልግሎት ዝኾነ ትክል መፍረ ምህርቱ ኣብ ፋብሪክ ፈርዩ ክብ ዝወጸሉ ግዜ ጀሚሩ ከይተባላሽወ ወይ ከኣ ብቕዓቱ ከይጎደለ ንክንደይ እዋን ኪጸንሕ ከምዝንኽአል ብመጽናዕቲ ክውስን ፤፣ነዚ ንምርግጋጽ ምክትታል ከካይድን ኣብ ምህርቱ ዕድመ ኣገልግሉት ክሕብርን ኣለዎ። ኣብ ልዕሊ ምህርቲ ዝቐረቡ ጥርዓናት ዝኾነ ትክል መፍረ፣፡ (1)ኣብ ልዕሊ ምህርቱ ዝቐረቡ ጥርዓናት ናይ ምክትታል፡፥ ተቐቢሉ ናይ ምምርማርን ኣድላዩ ናይ ምእራም ስጉምቲ ናይ ምውሳድን ሓላፍነት ኣለዎ፣ 13 .

(2) ጸብጻብ ናይ ኣብ ልዕሊ ምህርቱ ዝቐረቡ፡ ጥርዓናትን ዝተወሰዱ ስጉምቲታትን ዝተረ’ክበ ውጺኢትን ንቤት ጽሕፈት ኣገልግሉት መድሃኒት ክቕርብ ኣለዎ። 36. ምህርቲ ናብ ዕዳጋ ዝቐርበሉ ኩነታት (1) ዝኾነ ምህርቲ በቲ ክፍሊ ተመዝጊበቡ’፡ ከይተፈቐደ ንዕዳጋ ኪቐርብ ኣይፍቀደሉን ። (2) ዝኾነ ትክል ምህርቱ ንተጠቃጊ ውልቀሰብ ብቐጥታ ኪሽይጥ ኣይፍቀደሉን = 37. ምእጋድ ፍቓድ ምፍራይ 38. ፍቓድ ምፍራይ ብሓደ ካብዞም ዝስዕቡ፡ ምን)ንያታት ብክፍሊ ክአገድ ይክኣል፣ (]) ነቲ ትክል ብተክኒክ ዝመርሕ ብዓል ሞያ ብተፈጥሮ ዝለዓል ሕማም ኣአምሮ ወይ ጉድለት ኣካል ብምህላዉ ወይ ኣልኮላዊፍ መስተ ፣ ናርኮቲክን ሳይኮትሮፒክን መድሃኒት ብምዝውታሩ /ወልፈኛ/ ጽግዕተኛ ብምዃኑ ወይ ብምኽንያት ብዕድመ ምድፋእ ወይ ከልእ ሕማም ሓላፍነቱ ብግቡእ ንምስክከም ዘይምኽኣሉ በቲ ክፍሊ ምስ ዝረጋገጽ። (2) ፍቓድ ኣብቲ ዝተወሰነ ግዜ ምስዘይሕደስ። (3) እቲ ተክል መፍረ ነዚ ሕጊዚ ወይ ከኣ ነዚ ሕጊዚ ንምትግባር ንዝወጽአ መምርሒ ምስ ዝጥሕስ። ምስራዝ ፍቓድ ምፍራይ ፍቓድ ምፍራይ ብሓደ ክብዞም ዝስዕቡ ምኽንያታት አክስረዝ ይከክኣል፣ (1) አቲ ፍቓዎድ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ብምቕራብ ወይ ብምድንጋር ዝተረኽበ ምዃኑ ምስ ዝረጋገጽ። (2) እቲ ትክል ዘይተመዝገበ ፣ ዝተኽለሰ ፣ መታለልን ግጉይን ሕላገት ዘለዎ ኣቕሓ ኣፍርዩ ንዕዳጋ ምቕራቡ ምስ ዝረጋገጽ። (3) እቲ ትካል ጽሩፉፍ ኣገባብ ኣፈራርያ ዘይምኽታሉ ብተደጋጋሚ ምስዝረጋገጽ። (4) አቲ ትክል ስርሑ ብገዛአ ርእሱ ምስ ዘቋርጽ። (5)እቲ ትክል ክልኦት ዝተኸልከሉ ተግባራት ብተደጋጋሚ ምስ ዝፍጸም ወይ ብተደጋጋሚ ሕጋጋት ወይ መምርሒታት ምስ ዝጥሕስ። 14

ምዕራፍ ሽዱሽተ ጃምላዊ ምዕዳል 39. ኣድላይነት ፍቓድ 40. 41. ብመሰረት አዚ ኣዋድ'ዚ ፍቓድ ጃምላዊፍ ምዕዳል ዘይተዋህበ ሰብ መድሃኒት ፣ ናውቲ ሕክምና ፣ ኮስመቲክ ወይ ድልዋ ንጽህናን ብሻምላ አክዕድል /ኪሸይጥ/ ኣይፍቀደሉን ።= ፍቓድ ዝወሃበሉ ኩነታት ፍቓድ ዳምላዊ ምዕዳል ዝወሃብ አቲ ክፍሊ ዘውጽኦም ካልኦት መምርሕታት ዝተሓለዉ ኮይናም እዞም ዝስዕበ· ኩነታት ምስ ዝማልኡ እዩ፣ (1)ንመኸዘኒን ንመዐደሊን ዝሰማማዕ ዝተማልአ ትክል ምህላዉ ምስ ዝረጋገጽ። (2) ነቲ ስራሕ ብሓላፍነት ዝመርሕ በቲ ክፍሊ ብፋርማሲስትነት ተመዝጊቡ ፍቓድ ዝረኸበ ብዓል ሞያ ምስ ዝኸውን። እቲ ትክል ናውቲ ሕክምናን ኮስመቲክን ድልዋ ንጽህናን ጥራይ ዝዕድል እአንተ’ኮይኑ ካብዚ ግዴታ'’ዚ ነጸ ይኸውን።ይኹን አምበር ነቲ ስራሕ ዝመርሕ ብቖዕ ፍልጠትን ተመክርን ዘለዎ ሰብ ክኸውን ኣለዎ። (3)ክብ ሓደ ኣምጸኢ ወይ ኣፍራዩ ውሽጢ ሃገር ብቛጃምላ ንክዕድል በቲ ትክል ወግዓዊ ውክልና ምስ ዝቐርብ። (4) ፍቓዎድ ንምርክብ ዘድሊ ክፍሊት ኣገልግሉት ምስዝፍጸም። ክማልኡ ዘለዎም ትካላዊ መምዘኒታት (1) ዲዛይንን ኣሰራርሓች ናይቲ ትካል፡ -ንመክዘንን መዐደልን ከምዝምችእ ኪኸውን ኣለዎ። (2) አቲ ትክል አኹል ብርሃንን መተሓላለፈ ኣየርን ከም ኣድላይነቱ ከኣ ኣገባብ መቆጸጸሪ ዛሕልን ሙቐትን ስርዓት መወገዲ ፍሳሳትን መከላ ኸሊ ባርዕ ሓዊን ዘለዎ ኪኸውን ኣለዎ። (3) ብቘዕ መኸዘኒ ፣ ንተባራዕቲ ቀመማት መቐመጢ ዝኸውን ፍሉይ ዝሑል ክፍሊ ንናርኮቲክን ስይክትሮፒክን መድሃኒት መቐመጢ ዝኸውን ፍሉይ ክፍሊ ከምኡ ከኣ መረከቢ ኣቕሑት ክህልዎ ኣለዎ። 15

43. 44. (4) መቕቆጻጸይ ትሕዝቶ ካርድታት፡ፎርምታት፣፡ እንጀይሳት ቅብሊታት ፣ ማሕተም ኣገልግሉት ተለፎንን ፖስታን ክህልዎ ይግባእ። . ፍዶድ ጃምላዊ ምዕዳል (1) ትክል ጃምላዊ ምዕዳል ንምቋም ዝደሊ ዝኾነ ሰብ ብመሰረት አቲ ክፍሊ ዘውጽኦ ቅጥዒ ሕቶኡ መሊኡ የቕርብ። (2) አቲ ክፍሊ ሕቶ ምስቀረበሉ ነቲ ዝተመልአ ሓበሬታታት መር"ጊሩ ብቖቘዕ ምዃኑ ድሕሪ ምርግጋጽ ፍቓድ ጃምላዊ ምዕዳል ይህብ። (3) ኣመልክከቲ ዘቕረቦም ምርትዖታት ዘይተማልኡ ብምዃኖም አቲ ሕቶ ተቕባልነት ምስዘይረክብ እቲ ክፍሊ ንኣመልክቲ ዘይተቐበለሉ ምንዝንያት ብጽሑፍ የፍልጦ። ንምስፋሕን ንምምሕያሽን ዝድለ ፍቓድ ንምስፋሕን ንምምሕያሽን ንዝቐርብ ሕቶ ብዝምልከት ኣብ ዓንቀጽ 42ዝሰፈረ ድንጋገታት ብተመሳሳሊ ይፍጸም። ምድራት ዝዕደለሉ ከባቢ ዝኾነ ጃምላዊ ዓዳለ. ኣብቲ ፍቓድ ኪረክብ እንክሉ ዝተወሰነሉ ከባቢ ጥራይ ይዕድል። . ንዳምላዊ ዓደልቲ ዝተኸልከሉ ንጥፈታት (1) ፍቓዎድ ዳምላዊ ምዕዳል ዝተዋህቦ ሰብ መድሃኒት፣ናውቲ ሕክምና ‘ኮስመቲክ ወይ ድልዋ ንጽህና ካብ ወጻኢ ምምጻእ ኣይፍቀደሉን = (2) ጃጂሻምላዊ ዓዳሊ ንተጠቃምጊ ውልቀሰብ ብቐጥታ ኪሸይጥ ኣይፍቀደሉን ። (3) ብመሰረት አዚ ኣዋጅ’ዚ ዝተዋህበ ፍቓድ ጃማልዊ ምዕዳል እቲ ክፍሊ ከይፈቐደ ንክልእ ውልቀሰብ ምምሕልላፍ፣ ብዕዳምትሓዝ፣ ምሻጥ፣ምልዋጥ ወይ ምውራስ ኣይፍቀድን። 16

46. 47. 48. ኣተሓሕዛ መዛግብ ዝኾነ ትክል ጃማላዊ ምዕዳል አቲ ክፍሊ ብዝህቦ ወይ ብዘውጽኦ መምርሒ መሰረት ብዛዕባ ትሕዝቶኡን ተግባራት ምዕዳሉን ዝርዝር ሓበሬታ ናይ ምሓዝ ግዴታ ኣለዎ። ምእጋድ ፍቓድ ጃጂምላዊ ምዕዳል ፍቓድ ጃምላዊ ምዕዳል ብሓደ ክብዞም ዝስዕበ’፡ ምኽንያታት ብክፍሊ ክእገድ ይክኣል ፣- (1) ነቲ ትከል ብተክኒክ ዝመርሕ ሓላፊ - ብዓልሞያ ብተፈጥሮ ብዝለዓል ሕማም ኣእምሮር ወይ ጉድለት ኣካል ፣ ኣልኮላዊ መስተ ወይ ናርኮትክን ሳይኮትሮፒክን ክልኦትን ብምዝውታሩ ወልፈኛ /ጽግዕተኛ-ብምዃኑ፣ ወይ ከኣ ብምኽንያት ብዕድመ ምድፋእ ወይ ካልእ ሕማም ሓላፍነቱ ብግቡእ ክስከም ከምዘይክእል በቲ ክፍሊ ምስዝረጋገጽ። (2) እቲ ፍቓድ ኣብቲ ዝተወሰነ ግዜ ምስዘይሕደስ። (3) እቲ ትክል ጃምላዊ ምዕዳል ንድንጋገታት ናይዚ ኣዋጅ’ዚ ወይ ንዕኡ ንምትግባር ዝወጽአ መምርሒ ምስ ዝጥሕስ። ምስራዝ ፍቓድ ጃምላዊ ምዕዳል ፍቓድ ጃምላዊ ምዕዳል ብሓደ ክብዞም ዝስዕቡ ምኽንያታት ኪስረዝ ይከኣል። (1) እቲ ፍቓድ ዝተረኽበ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ብምቕራብ ወይ ብምድንጋር ምዃኑ ምስዝረጋገጽ። (2) እቲ ትከል ዘይተመዝገበ፤ ዝተኸለሰ፣ከብ ሕጊ ወጻኢ ብዝኾነ መንገዲ ናብ ሃገር ዝኣቶወ፣ ዝተጋገየ ወይ ዝተደናገረ ሕላገት ዘለዎ መድሃኒት ‘መሳርሒ ሕክምና ፣ኮስመቲክ ወይ ድልዋ ንጽህና ሒዙ ወይ ኪሽሸይጥ ወይ ኪዕድል ምዝርክብ። (3) እቲ ትክል ስርሑ ብገዛእ ፍቓዱ ምስ ዘቋርጽ (4) እቲ ትክል ካልኦት ዝተኸልክሉ ተግባራት ብተደጋጋሚ ምስ ዝፍጽም ወዶ ብተደጋጋሚ ሕጋጋት ወይ መምርሒታት ምስ ዝጥሕስ። 17

ምዕራፍ ሸውዓተ ችርፖሮ 49. ብችጉርቓር ዝሸጡ ዓይነታት ትካላት ''” = 81. ብችርፖሮ ዝሸጡ ዓይነታት ትካላት አዞም ዝስዕበ· ኢዮም ፣ (1) ፋርማሲ፡ (2) ቤት መሸጣ መድሃኒት፣ (3) ቤት መድሃኒት ገጠር። . ንችርቓር ዝተኸልክሉ ንጥፈታት (1) ዝኾነ ትክል ችርቓሮ ክብ ወጻኢ ምምጸእ ወይ ብጃምላ ምዕዳል ወይ ሕክምናዊ ሞያ ክብ ዝፈቐዶ መጠን ንላዕሊ ንተጠቃሚ ውልፉ ሰብ ኪሸይጥ ኣይፍቀደሉን። (2) ዝኾነ ትክል ችርቓሮ ሕጋዊ ፍቓድ ክብ ዘይብሉ ሰብ ወይ ትካል ኪገዝአ ኣይፍቀደሉን ። (3) ዝኾነ ይኹን ትክል ችርቓሮ ከም ሕሙም ምምርማር ዝኣመሰሉ ሕክምናዊ ተግባራት ከካይድ ኣይፍቀደሉን። ኣብቲ ትክል መርፍእ ምውጋእ ምስ ዝድለ ግን ፍቓድ ብዘለዎ ብዓል ሞያ ክፍጸም ይግባእ። (4) ብመሰረት እዚ ኣዋጅ’ዚ ዝተዋህበ ፍቓድ ችርቓሮ እቲ ክፍሊ ከይፈቐደ ንክልአ ውልቀሰብ ወይ ትካል ምምሕልላፍ ፣ ብዕዳ ምትሓዝ፤፣ምሻጥ፣ ምልዋጥ ወይ ምውራስ ኣይፍቀድን፥፣ (5) ኣብ ቤት መሽጣ ምድሃኒትን ቤት መድሃኒት ገጠርን ስራሓት ምቕማም ምአክያድ ኣይፍቀድን፥፣ (6) ዝኾነ ትክል ችርቓሮ ካብቲ ብክፍሊ ዝተመደበሉ ዓይነት መድሃኒትን ናውቲ ክምናን ወጻኢ ክሕዝን ኪሸይጥን ኣይፍቀደሉን ። ኣድላይነት ፍቓድ ዝኾነ ሰብ ብመሰረትእዚ ኣዋጅ’ዚ ፍቓድ ከይረኸበ ፋርማሲ ቤት መሸጣ መድሃኒት ወይ ቤት መድሃኒት ገጠር ኪኸፍት ወይ ናይ ፋርማሲ ቤት መሽጣ መድሃኒት ወይ ቤት መድሃኒት ገጠር ስራሕ ከካይድ ኣይፍቀደሉን ። 18

52. ፍቓድ ዝወሃበሉ ኩነታት (1) ክልኦት መምርሕታት ዝተሓለዉ ኮይናኖም እቲ ክፍሊ ፋርማሲ ፤፣ቤት መሸጣ መድሃኒት ወይ ቤት መድሃኒት ገጠር ንምኽፋትን ስራሕ ፋርማሲ ፣ ቤት መሸጣ መድሃኒት ወይ ቤት መድሃኒት ገጠር ንምክያድን ፍቓድ ዝህብ እዞም ዝስዕቡን ከከም ኩነታቱ ከኣ ኣብ ንኡስ ዓንቀጻት (2)(3) ወይ (4)ናይዚ ዓንቀጽ’ዚ ዝሰፈሩ ድንጋገታትን ምስ ዝማልኡ ይኸውን። (9) ናይ ችርቓዎሮ ስርሓት ንምክያድ ምቹእን ዝተማልአን ትካል ምህላዉ ምስ ዝረጋገጽ፣ (ለ)ፍቓድ ንምርካክብ ኣድላይ ናይ ኣገልግሉት ክፍሊት ምስ ዝ እጸሽም። (2) ዝኾነ ሰብ ፋርማሲ ክንኸፍትን ስራሕ ፋርማሲ ከካይድን ዝፍቀደሉ በቲ ክፍሊ ብፋርማሲስትነት ዝተመዝገበን ፍቓድ ዘለዎን ሰብ ነቲ ስራሕ ብሓላፍነት ዝመርሕ ምዃኑ ምስ ዝረጋገጽ ይኸውን። (3)ዝኾነ ሰብ ቤት መሽጣ መድሃኒት ክኸፍትን ስራሕ ቤት መሽሸጣ መድሃኒት ከካይድን ዝፍቀደሉ በቲ ክፍሊ ብድራጊስትነት ወይ ብፋርማሲ ተክኒሺያንነት ዝተመዝገበን ፍቓድ ዘለዎን ሰብ ነቲ ስራሕ ብሓላፍነት ዝመርሕ ምዃኑ ምስ ዝረጋገጽ ይኸውን። (4) ዝኾነ ሰብ ቤት መድሃኒት ገጠር ከኸፍትን ስራሕ ቤት መድሃኒት ገጠር ከካይድን ዝፍቀደሉ፡፣ ብሞያኡ ተሓጋጋዚ ኣላዩ ሕሙማት ወይ ነርስ ምዃኑን ኣብ ትካላት ጥዕና ምስ መድሃኒት ዝተተሓሓዘ ወይ ዝተዛመደ ስራሕ እንተወሓደ ንሓሙሽተ ዓመት ምስርሑን በቲ ክፍሊ ምስዝረጋገጽን ይኸውን። 53. ዝርጋሐ ፋርገሲታት ኣብያተ መሸጣ መሃኒትን ኣብያተ መሃኒት ገጠርን (1) ፋርማሲታት ወይ ኣብያተ መሸጣ መድሃኒት ዝክኽፈተሉ ቦታን ብዝሕን ኣብ መንጎኦም ክህሉ ዝግብኦ ርሕቀትን እቲ ክፍለ. ብዘውጽኦ መምርሒታት ይውሰን። (2) ቤት መድሃኒት ገጠር ክኽፈት ዝፍቀደሉ ቦታታት ክብ ኣውራጃዊ ርእሰ ከተማታት ወጻኢ ኮይኑ እኹል ብዝሒ ፋርማሲታትን ኣብያተ መሸጣ መድሃኒትን ኣብ ዘይብሉ ከባቢታት ጥራይ ይኸውን። 19

54. ክማልኡ ዝግባኦም ትካከላዊ መምዘኒታት ፋርማሲ እቲ ክፍሊ ዘውጽኦም ክልኦት መምዘኒታት ዝተሓለዉ ኮይኖም ዝኾነ ፋርማሲ ነዞም ዝስዕቡ ግዴታታት ከማልአእ ኣለዎ፣ (1) ንመሽጣ መድሃኒት ፣ ንመኽዘኒ ፣ ብሓኪም ንዝተኣዘዙ መድሃኒት መቐመሚ : ንሙመቀያየሪ ክዳን ሰራሕተኛታት ዝኾኑ ክፍልታት ከምኡ ከኣ ንናርኮቲክን ሳይኮትሮፒክን መድሃኒት መቐመጢ ብብረት አተሰርሐ ከብሒ፤ሽቓቕ ክህልዎ ይግባእ። (2) ብቘዕ ብርሃን፡ ኣገልግሎሉት ማይ፡ ኣገልግሉት ፉስጣን ተለፎንን ‘መዝሓሊ፣ ከክምእድላይነቱ ከኣ መቆጻጸሪ ሙቐትን ዛሕልን ክህልዎ ይግባእ፥ (3) ዝርዝሮም በቲ ክፍሊ ዝውሰን ዝተፈላለየ ንምቕማም ዘገልግሉ መሳሪሒታትን ቅብሊታትን ማሕተምን ክህልዎ ኣለዎ፣ (4) ስም ፋርማሲ ብጉሉሕ ተጻሒፉ ኣብ ዝርአ ቦታ ክጥቃዕ ኣለዎ፣ (5) ንጽህና ክባቢ እቲ ፋርማሲ ዝተሓለወ ኪኸውን ኣለዎ። 55. ኪማልኡ ዝግባኦም ትክላዊ መምዘኒታት ኣብያተ መሽጣ ||] መድሃኒት አቲ ክፍሊ ዘውጽኦም መምዘኒታት ዝተሓለዉ ኮይኖም ዝኾነ ቤት መሽጣ መድሃኒት ነዞም ዝስዕቡ ግዴታታት ከማልእ ኣለዎ፣ (1) ክፍሊ መሽጣ፡መኸዘኒ ፣መጽሓፊ፣ሽቓቕ፡ መቀያየሪ ክአዳንን ክህልዎ ይግባእ፥ (2)ብቘዕ ብርሃን ፣ ኣገልግሉት ማይን ተለፎንን ጾስጣን ከም ኣድላይነቱ ከኣ መቂቈጸጸሪ ዛሕልን ሙቐትን ኪህልዎ ይግባእ፡ (3)ስም አቲ ቤት መሸጣ መድሃኒት ብጉልሒ ተጻሒፉ ኣብ ዝርአ ቦታ ክጥቃዕ ኣለዎ፣ (4) ንጽህና ክባቢ እቲ ቤት መሸጣ መድሃኒት ዝተሓለወ ኪኸውን ኣለዎ። .ኪማልኡ ዘለዎም ትክላዊ መምዘኒታት ቤት መድሃኒት ገጠር (1) ኣሰራርሓ ቤት መድሃኒት ገጠር ካብ ደሮናን ዝተፈላለዩ ሓሳኹን ነጻን ንምጽራዩን ጽሬቱ ንምሕላውን ምቹእን ኪኸውን ኣለዎ። (2) አቲ ቤት እአንተወሓደ መድሃኒት ዝሸየጠሉ ክፍሊ ፣መሽዘኒ፡፣ ሽቓቕ፣ኣገልግሉት ማይን አለክትሪክን ክህልዎ ይግባእ። (3)ዓመድሃኒት መቐመጢ ዘገልግል አኹል መደርደሪታት ክህልዎ ይግባእ። ብን

57. ቓድ ንምውጻእ ዝቐርብ ሕቶ ዝኾነ ሓዲሽ ፋርማሲ ቤት መሸጣ መድሃኒት ወይ ቤት መድሃኒት ገጠር ንም)ክፋት ዝደሊ ሰብ እቲ ክፍሊ ብዘውጽኦ ቅጥዒ መሰረት ሕቶኡ መሊኡ ክቕርብ ኣለዎ። 58. ፍቓዎድ ፋርማሲ ቤት መሽጣ መድሃኒት ወይድ ቤት ምሸጣ ምድሃኒት ገጠር (1) እቲ ክፍሊ ብመሰረት ዓንቀጽ 57 ናይዚ ኣዋድ’ዚ ሕቶ ቀሪቡሉ ዝርዝሩ መርጊሩ ብቘዕ ምዃኑ ምስ ኣረጋገጸ ቀዋ’ዒ ፍቓድ ይህብ። (2) ኣመልከክቲ ዘቕረቦም ሓበሬታታት ዘይተማልኡ ኮይኖም ምስ ዝርከቡ እቲ ክፍሊ ግዝያዊ ፍቓድ ክህብ ይኽእል። ነቲ ሕቶ እንተዘይተቐበሉ ግን ንኣመልክቲ ብጽሑፍ የፍልጦ። 59. ንስምፋሕን ንምምሕያሽን ዝድለ ፍቓድ (1) ኣቕዲሙ ንዝተኸፈተ ፋርማሲ ቤት መሸጣ መድሃኒት ወይ ቤት ምድሃኒት ገጠር ንምስፋሕ ወይ ንምምሕያሹ ዝደሊ ሰብ እቲ ክፍሊ ብዘውጽኦ ቅጥዒ መሰረት ሕቶኡ ከቕርብ ኣለዎ። (2)እቲ ክፍሊ ዝቐረበሉ ሕቶ መርሚሩ ዝድለዩ ኩነታት ምምልኦም ምስ ኣረጋገጸ አቲ ፋርማሲ ቤት መሸጣ መድሃኒት ወይ ቤት መድሃኒት ገጠር ንኪስፍሕ ወይ ኪመሓየሸ ዘድሊ ክፍሊት ምፍጸሙ ድሕሪ ምርግጋጽ ብጽሑፍ ይፈቅድ። 60. ኣሸያይጣ መድሃኒት (1)እቲ ስራሕ ፋርማሲ ወይ ቤት መሸጣ መድሃኒት ወይ ቤት መድሃኒት ገጠር ብቁጽጽር አቲ ሓላፊ ብዓል ሞያ ኪካየድ ኣለዎ። (2) ኣብ ኣሽያይጣ ብዝግበር ጌጋ ኣብ ተጠቃሚ ንዝበጽሕ ጉድኣት ብሕጊ ተሓታቲ እቲ ሓላፊ ብዓል ሞያ ይኸውን። (3)አእቲ በዓል ሞያ ነቲ ሕሙም /ገዛኢ/መድሃኒት ኣብ ዝሽጠሉ እዋን ብዛዕባ ኣወሳስድኡን ነቲ መድሃኒት ዝምልከቱ ካልኦቅቕ ኣድለይቲ ሓበሬታታትን ብቓል ወይ ብጽሑፍ ወይ ብኽልቲኡ ክህብ ግዴታኡ እዩ። 21

~ጅሙቨ9 = == ~=~> = - - - " | - -- - -- || 61. ዋጋ ከምዝፍለጥ ምግባር 62. 63. 64. 65. 66. ኣብ መዓሽጊ ንመሸጣ ናይ ዝቐረበ መድሃኒት ፣መሳርሒ ሕክምና ፣ኮስመቲክን ዱልዋ ንጽህናን ዋጋ መሸጣ ብግልጺ ኪጸሓፍ ኣለዎ። ክዳን ስራሕ ኣብ ውሽጢ ፋርማሲ፡ ቤት መሸጣ መድሃኒት ወይ ቤት መድሃኒት ገጠር ዝሰርሑ ኩላቶም ጽሩይ ጸዕዳ ግርምብያለ ኪኽደኑ ኣለዎም። እቲ ሓላፊ ብዓል ሞያ ኣብ ልዕሊ ጸጋማይ ጅባ ኣፍልቢ ሞያኡን ስሙን ዝገልጽ ጽሑፍ ክህልዎ ኣለዎ። ብተራኛነት ናይ ምስራሕ ግዴታ ፋርማሲታትን ኣብያተ መሽጣ መድሃኒትን ብመሰረት አቲ ክፍሊ ዘውጽኦ መምርሒ ኣብ ብዓላት መዓልትን ምሸት ከኣ ክሳብ ስዓት ዓሰርተውሓደ ብተራ ተመዲቦም ናይ ምስራሕ ግዴታ ኣለዎም። ሰዓታት ስራሕ ናይቲ ከባቢ ህዝቢ ድሌት ኣብ ግምት ብምእታው ነፍሲ ወከፍ ፋርማሲ ወይ ቤት መሽጣ መድሃኒት ህዝባዊ ኣገልግሉት ክፉት ዝኾነሉ ሰዓታት በቲ ክፍሊ ይውስሰን። ሓበርቲ ጽሑፋት ነፍሲ ወከፍ ፋርማሲ ወይ ቤት መሽጣ መድሃኒት ወይ ቤት መድሃኒት ገጠር ኣብ ዝዕጸወሉ እዋን ስምን ኣድራሻን ቁጽሪ ተለፎንን ናይ ተረኛ ፋርማሲ ወይ ቤት መሽጣ መድሃኒት ዝገልጽ ጽሑፍ አርአ ኣብ ዝኽእል ቦታ ከምዝጥቃዕ ይግበር። ለይቲ ድማ መታን ክርአ መብራህቲ ይግበረሉ። ኣብ ውሽጢ ፋርማሲ ዝግበር ምቕማም አቲ ክፍሊ ዘውጽኦም ክከልኦት መምርሕታት ዝተሓለዉ ኮይናም 22

(1) ዝኾነ ናይ ምቕማም ስራሓት ከካይድ ዝደሊ ፋርማሲ ንክቃመሙ ዝድለዩ ድልዋታትን ንዕኦም ዝምልከቱ ዝርዝር ሓበሬታታትን ብመሰረት አቲ ክፍሊ ብዘውጽኦ መምርሒ ኣማሊኡ ክቕርብን ፍቓድ ክሓትትን ኣለዎ። (2) ብሓኪም ተኣዚዞም ሸዑ ንሸሽዑ ንዝዳለዉ ኣብ ንኡስ ዓንቀጽ (1) ናይዚ ዓንቀጽ'ዚ ዝሰፈሩ ግደጺዴታ ኣይምልከቶምን። (3) ዝኾነ ፋርምሲ ባዕሉ ቀምፖኒጊኒሙ ዘውጽኦም ድልዋታት ክብጽሕዎ ዝዝኽአሉ ጉድኣት ብሕጊ ተሓታቲ ይከኸውን። 67. ኣተሓሕዛ መዛግብ (1) ዝኾነ ፋርማሲ ኢንኮይሳትን ቅብለሊታትን መአዘዚ መድሃኒትን ብዛዕባ ዝቕመሙ ወይ ዝተቐመሙ ድልዋታት ዝርዝር መግለጽን ፣ ብዛዕባ ምንቅስቓስ ናርኮቲክን ሳይኮትሮፒክን መድሃኒት ሓበሬታ ብዝግባእ ክሕዝ ኣለዎ። (2) ዝኾነ ቤት መሸጣ መድሃኒት ኢን፫ኮይሳትን ቅብሊታትን መኣዘዚ መድሃኒትን ብግቡእ ክሕዝ ኣለዎ። (3) ዝኾነ ቤት መድሃኒት ገጠር ኢን፫ኮይሳትን ቅብሊታትን ብግበ'አ ክሕዝ ኣለዎ። 68. ምእጋድ ፍቓድ ፋርማሲ ቤት መሽጣ መድሃኒት ወይ ቤት መድሃኒት ገጠር ፍቓድ ፋርማሲ ቤት መሸጣ መድሃኒት ወይ ቤት መድሃኒት ገጠር ብሓደ ከብዞም ዝስዕቡ ም')ንያታት ክአገድ ይ’ነ)ክአል፣ (1) ነቲ ፋርማሲ ቤት መሸጣ መድሃኒት ወይ ቤት መድሃኒት ገጠር ዝመርሕ ብዓል ሞያ ብተፈጥሮ ብዝለዓል ሕማም ኣእምሮር ወይ ጉድለት ኣክል ወይ ኣልኮላዊ መስተ ወይ ናርኮቲክን ሳይኮትርፒክን ክልኦትን ብምዝውታር ወልፈኛ/ጽግዕተኛ/ ብምዃኑ ወይ ብምኽንያት ሕማም ወይ ዕድመ ምድፋእ ሓላፍነቱ ብግበ-አ ክስከም ከምዘይክአል አቲ ክፍለ. ምስ ዝረጋገጽ፤፡ (2) እቲ ፍቓድ ኣብ ዝተወሰነሉ ግዜ ምስዘይሕደስ፥፡ (3) እቲ ፋርማሲ ቤት መሸጣ መድሃኒት ወይ ቤት መድሃኒት ገጠር ነዚ ሕጊ’ዚ ወይ ከኣ ነዚ ሕጊዚ ንምትግባር ዝወጸ ሕ።ጋጋት ወይ መምርሒ ምስ ዝጥሕስ። 23

=" > -- ——— = 69. ምስራዝ ፍቓዎድ ፋርማሲ ቤት መሽጣ መድሃኒት ወጹይ ቤት መድሃኒት ገጠር ፍቓድ ፋርማሲ ቤት መሽጣ መድሃኒት ወይ ቤት መድሃኒት ገጠር ብሓደ ክብዞም ስዕቡ ምንኽንያታት ክስረዝ– ይከኣል፣ (1) እቲ ፍቓድ ዝተረኽበ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ብምቕራብ ወይ ብምድንጋር ኮይኑ ምስ ዝርከብ፡ (2) ዘይተመዝገበ፤ ዝተኽለሰ፤ ዝተደናገረ፣፤ ክብ ሕጊ ወጻኢ ብዝኾነ መንገዲ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣቶወ፤ ዝተጋገየ ሕላገት ዘለዎ ድልዋ ሒዙ ምስ ዝርከብ ወይ ምስ ዘመሓላልፍ፣ (3)ፋርማሲ ቤት መሸጣ መድሃኒት ወይ ቤት መድሃኒት ገጠር ስርሑ ብገዛአ ፍቓዱ ምስ ዘቋርጽ፣ (4)ፋርማሲ ቤት መሸጣ መድሃኒት ወይ ቤት መሸጣ መድሃኒት ገጠር ክልኦት ዝተኸልከሉ ተግባራት ብተደጋጋጊ ምፍጸሙ ምስ ዝረጋገጽ። 70. ስም ቤት መድሃኒት ገጠር ነፍሲ ወከፍ ቤት መድሃኒት ገጠር ስሙን ደረጃኡን ብጉሉሕ ፊደላት ተጻሒፉ ኣብ ክርአ ዝኽእል ቦታ ኪኸውን ኣለዎ። ምዕራፍ ሸሞንተ ምዝገባ 71. ብዛዕላ ምምዝጋብ (1)ዝኾነ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈሪ ወይ ከኣ ክብ ወጻኢ ሃገር ዝመጽእ መሃኒት ፲፣ መሳርሒ ሕክምና ፣ኮስመቲክን ድልዋ ንጽህናን በቲ ክፍሊ ከይተመዝገበ ኣብ መሽጣ አክውዕል ወጹይ አክዕፅደል ኣይክእልን። (2) ስነ-ስርዓት ምዝገባ ዝፍጸም እቲ ክፍሊ ብዘውጽኦ መምርሒታት ምዝገባ ይኸውን። (3) ዝኾነ መድሃኒት ፣መሳርሒ ሕክምና፣ኮስመትክ፣ድልዋ ንጽህና ምስተመዝገበ እቲ ክፍሊ ናይ መረጋገጺ ምስክር ወረቐት ይህብ። ኣገልግሉት ዕድመ ናይቲ ምስክር ወረቐት በቲ ክፍሊ ይውሰን። 24

(4) አቲ ክፍለ(ሊ ኣድላይ ኮይኑ ምስ ዝረ’ክቦ ንምዝገባ መድሃኒት መሳርሒ ሕክምና ፣ኮስመቲክ ፣ወይ ድልዋ ንጽህና ክአግድ ወይ ክሰርዝ ይ’ክእል። (5) ክፍሊት መመዝገቢ በቲ አቲ ክፍሊ ዘውጽኦ ኣገባብ ይፍጸም። 72. ጽ ቆፍ ኣገባብ ኣፈራርያ ብዛዕባ ምኽታል (1) ዝኾነ ኣፍራይ ትክል እቲ ክፍሊ ንዘውጽኦ ናይ ጽፉፍ ኣገባብ ኣፈራርያ ስርዓት ተኸቲሉ ምህርቱ ንምፍራይ ግዴታ ኣለዎ። (2) ጽሩፍ ኣገባብ ኣፈራርያ ተኸቲሉ ዘየፍሪ ትክል ዝተዋህቦ ፍቓድ ኪስረዝ ወይ ክእገድ ይኽእል። (3) እቲ ክፍሊ ውድብ ጥዕና ዓለም ብዘውጽኦም መምርሒታት መሰረት ብምግባር ብዛዕባ ጽሩፉፍ ኣገባብ ኣፈራርያ ናቱ መምርሒ የውጽእ። 73. ጎኅዳእቲ ባህርያት ከምዝፍለጡ ምግባር ብመሰረት’ዚ ሕጊዚ ፍቓድ ዝተዋህቦ ኣፍራዩ ወይ ኣምጻኢ ትክል ካብቲ ዘፍረዮ ወይ ዘምጽኦ ኣቕሓ ጎዳኢ ባህሪ ከም ዘለዎ ወይ ከምዘርኣየ እንተድኣ ፈለሊጡ ወድይ ሰሚዑ ነቲ ክፍሊ ኣብ ዝቐልጠፈ እዋን ናይ ምሕባርን ዝተዓደለ ናይ ምእካብን ግዴታ ኣለዎ። 74. ብዛዕባ ምክትታል (1) ተመዝጊቦም ኣብ ዕዳጋ ኣብ ልዕሊ ዝወዓሉ መድሃኒት መሳርሒ ሕክምና ከስመቲክትን ድልዋታት ንጽህናን ፈዋስነቶም ብቕዓቶምን ንምርግጋጽ እቲ ክፍሊ ምክትታል ይገብር። (2) ኣፍረይቲ ፣ኣምጸእቲ፣ጃምላዊ ዓደልቲ ትካክላት ችርቓዎሮ ኣብቲ አቲ ክፍሊ ዘክይዶ ምክትታል ናይ ምትሕብባር ግዴታ ኣለዎም። (3) አቲ ክፍሊ ተግባራት ምክትታል በብደረጅኡ ዝክየደሉ ኣገባብ መምርሒ የውጽእ። 75. ኣብ ልዕሊ ሰባት ዝግበሩ ሕክምናዊ ፈተነታት (1) እቲ ክፍሊ መድሃኒት :መሳርሒ ሕክምና፡ ኮስመቲክ፥ ወይ ድልዋታት ንጽሕና ኣብ ልዕሊ ሰባት ብዛዕባ ዝፍተኑሉ ኣገባብ መምርሒ የውጽእ። (2) ዝኾነ ሰብ ክብቲ ክፍሊ ፍቓድ ከይረኸበ መድሃኒት ፣ መሳርሒ 25

ሕክምና ኮስመቲክን ድልዋ ንጽህናን ኣብ ልዕሊ ሰባት ክፍትን ኣይክአልን። (3)ኣእብ ልዕሊ ሰብ ሕክምናዊ ፈተነ ኪገብር ዝደሊ ዝኾነ ሰብ ሕቶኡ ብመሰረት አቲ ክፍሊ ዘውጽኦ ቅጥዒ መሊኡ ከቕርብ ኣለዎ። 76. ምሕላው ደረጃ (1) ኣብ ውሽጢ ሃገር ናይ ዝፈርዩን ክብ ወጻኢ ሃገር ናይ ዝመጹን መድሃኒት መሳርሒ ሕክምና ኮስመቲክትን ድልዋቀ ንጽህናን ጥረ ነገራትን መዓሸጊታትን መምዘኒ ብቕዓት ናይ ምውጻእን እዚ ደረጃዚ ከምዝሕሉ ናይ ምርግጋጽን ሓላፍነት ናይቲ ክፍሊ ይኸውን። (2) መወክሲ ደረጃ ብቕዓት ሓደ ክብዞም ዝስዕበ· ይ’'ኸውን፡፣- 8) ኣህጉራዊ ፋርማኮፒያ፡ ለ) ፋርማኮቲፒያ ብሪጣንያ፡ ሐ)ፋርማኮፒያ ዩኤስ(ቲ፥፡ መ) ክልኦት እቲ ክፍሊ ዝቕበሉም ወይ ናይ ኣፍረይቲ ትካላት መለከዒ ብቕዓት መወከሲታት። (3) መወክሲ ደረጃ ብቕዓት ዘየማልእ መድሃኒት መሳርሒ ሕክምና፡ ኮስመቲክ፥ ድልዋ ንጽህናን ጥረ ነገራትን መዓሸጊታትን ኣብ ኣገልግሉት ከውዕል ኣይክአልን። ምዕራፍ ትሽዓተ ኢንስፐክሽን 77. ምምዳብ ኢንስፐክተራት (1) እቲ ክፍሊ ነዚ ሕጊዝን ነዚ ሕጊዚ ንምትግባር ዝወጹ ሕጋጋትን መምሪሕታትን ኣብ ግብሪ ምውዓሉ ዝቍጸጸሩ ኢንስፐክተራት ይምድብ = (2)እቲ ክፍሊ ንዝምድቦም ኢንስፐክተራት ፍሉይ መንነት ወረቐት ይህብ። (3) እቲ ክፍሊ በብደረጃኡ ንዝካየድ ናይ ኢንስፐክሸን ተግባራት ዝርዝር ሕጋጋት ወይ መምርሒታት ኣውጺኡ ኣብ ስራሕ ከምዝውዕሉ ይገብር። 26

78. ምቁጽጻር (1) በቲ ክፍሊ ዝተመደቡ ኢንስፐክተራት ኣብ ትካላት ኣምጸእቲ ኣፍረይቲ ጃሻምላዊ ዓደልትን ችርቓሮን መድሃኒት ‘መሳርሒ ሕክምና ኮስመቲካትን ድልዋታት ንጽህናን ኣብ ግዜ ናይ ስራሕ ስዓታት ኣትዮም ኪቍጸጸሩ ዶኽእሉ። (2) ዝኾነ ኢንስፐክተር ዝተዋህቦ ፍሉይ ናይ መንነት ወረቐት ንዋና ወይ ሓላፊ ብዓል ሞያ ናይቲ ቁጽጽር ዝካየደሉ ትካል ከርአዮ ኣለዎ። 79. ተግባርን ስልጣንን ናዶ ኢንስፐክተራት (1) አንስፐክተራት ብመሰረት እዚ ሕጊ’ዚ ፍቓድ ንዝተዋህቦ ሰብ ወይ ትካል ይቆጸጸሩ። (2) ዝኾነ ንመድሃኒት ንመሳርሒ ሕክምና ንኮስመቲክን ንድልዋ ንጽህናን ዝምልክት መዝገብ፡፤ሰነድ ወይ መአዘዚ መድሃኒት ክምልከትን ኣድላይ ኮይኑ ምስዝረ’ክቦ መርትዖ ርቶ ኮቲፒ ከልዕል ወይ ኣብ ቁጽጽሩ ከውዕል ይ’ክእል። (3) አቲ ክፍሊ ብዘውጽኦ መምርሒ መሰረት ካብ ዝፈረዩ ወይ ከብ ወጻኢ መጺኦም ንመሽጣ ዝቐረቡ መድሃኒት፡መሳርሒ ሕክምና ‘ኮስመቲክ፡ ድልዋታት ንጽህናን ንመርትዖ ዘገልግሉ መርኣያ (ሳምፕል) ሕጋዊ ቅብሊት ሂቡ ክወስድ ይኽክእል። (4) ዝተኸለሱ ዝተባላሽዉ ዝተደናገሩ ፣ ዝተኽልክሉ ከምኡ ከኣ ኣብ ተጠቃ”“ጊ ጉድኣት ከብጽሑ ይንእሉ አዮም ተባሂሉም ዝተጠርጠሩ መድሃኒት ‘መሳርሒ ሕክምና ፡‘ኮስመቲክን ድልዋታት ንጽህናን መርመራ ላብራቶሪ ከምዝካየደሉም ይገብር።ውጺኢኢቶም ክሳብ ዝፍለጥ ከኣ ኣብ ኣገልግሉት ንከይውዕሉን ኣብቲ ትካል ተዓሺቪጎም ከምዝጸንሑን ክገብር ይዶ’ነ)ክእል። (5) መድሃኒት ፡ መሳርሒ ሕክምና ፣ ኮስመቲክን ድልዋ ንጽህናን ዕድመ ኣገልግሉቶም ምስ ኣብቅዐ ወይ ብመሰረት አዚ ሕጊ’ዚ ኣብ ኣገልግሉት ንኸይውዕሉ ምስዝውሰን በቲ ግቡእ ኣገባብ ከም ዝውገዱ ይገብር። ናይ መወገዲኦም መረጋገጺ ምስክር ወረቐት ከኣ ይህብ። (6) ኣብ ትግባረ ንኡስ ዓንቀጽ (5) ናይዚ ዓንቀጽ'ዚ አቲ ብዓል ንብረት ወይ ዝምልከቶ ብዓል ሞያ ምስዘይተሓባበር ሕጋዊፍ ውሳነ ክሳብ ዝውሃብ አቲ ኢንስፐክተር ነቶም መድሃኒት፣ናውቲ ሕክምና ፤ኮስመቲክትን ድልዋታት ንህጽናን ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ከምዝጸንሑ ዝህቦ ውሳነ ተፈጻምነት ይረክብ። 27

(7) ብመሰረት እዚ ሕጊዚ ዝተመደበ ኢንስፐክተር ብዛዕባ ኣብ ትክላት ዘካየዶ ቁጽጽራዊ ስራሓት ጸብጻበ· ነቲ ክፍሊ የቕርብ። ቅዳሕ ጸብጻቡ ከኣ ነቲ ቹጽጽር ዝተኻየደሉ ትክል ይህብ። (8)ቅዳሕ ጸብጻብ ቹጽጽር/ኢንስፐክሽሸን/ዝተዋህቦ ትክል ኣብቲ ጸብጻብ ዘይሰማማዓሉ ነጥብታት ምስዝህልዎ ቅዳሕ ጸብጻብ ካብ ዝተቐበለሉ ዕለት ጀ’ኒሩ ጥርዓኑ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ነቲ ክፍሊ ከቕርብ ኣለዎ። ተቓውምኡ ኣብቲ ዝተጠቕሰ እቀን ምስዘየቕርብ ፣ እቲ ክፍሊ ናይ መጨረሻ ውሳነ ዝህብ እቲ ኢንስፐክተር ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ ብምምርኳስ ይኸውን። 80.ናይ ምትሕብባር ግዴታ (1) ብመሰረት እዚ ሕጊዚ ዝተመደበ ኢንስፐክተር ዕማሙ ንምፍጸም ኣብ ዘካይዶ ቒጽጽር/ኢንስፐክሸን/ ዝኾነ ዝምልከቶ ሰብ ወይ ትክል ናዶ ምትሕብባር ግዴታ ኣለዎ። (2)ዝኾነ ሰብ ወይ ትክል አቲ ኢንስፐክተር ኣብ ዘካክይዶም ተግባራት ዝዓንቀፈ፥፡ ዕንቅፋት ዝፈጠረ፡ዘሰናሽኸለ ወይዶ ዝረበሸ ብገበናዊ ሕጊ ይቕጸዕ። ምዕራፍ ዓሰርተ ሕላገትን ኣብ ሕላገት ዝሰፍሩ ሓበሬታታን 81. ሕላገት (1)ዝኾነ ሕላገት ዘይብሉ መድሃኒት ፤፣ናውቲ ሕክምና ፣ኮስመቲክ ወይ ድልዋ ንጽህና ናብ መሸጣ/ዕዳጋ/ኪቐርብ ኣይፍቀድን። (2) ሓደ ሕላገት አንተወሓደ እዞም ፑስዕበ· ሓበሬታታት አሕዝ ኣለዎ፣ (ህ) ናይቲ ኣቕሓ ሳይንሳዊ ወይ ጀነሪክዊ ስም፣ (ለ) ስምን ኣድራሻን ኣፍራይ፡ (ሕ) መፍለዩ ቁጽሪ /ቖጽሪ ባች/ወይ ጥምሮ፣ .(መ) እቲ ኣቕሓ ዝፈረየሉ ዕለት ግቡእ ኮይኑ ምስዝርከብ ከኣ ዕድመ ኣገልግሉቱ፡ (ሰነ መምርሒ ኣጠቓቕማ፡ (ረ) ትሕዝቶን መጠንን።

3) ዝኾነ ኣምጻኢ፣ኣፍራዩ፣ጃምላዊ ዓዳሊን ቸርፖሪን ንመሽጣ ዘቕርቦም መድሃኒት፣ናውቲ ሕክምና፡ ኮሰመቲክን ድልቀ ንጽህናን አቲ ክፍሊ ብዘውጽኦ መምርሒ መሰረት ሕላገት ከምዘለዎም ናይ ምርግጋጽ ግዴታ ኣለዎ። 82. ሓባዕ ጽሑፋት (1) ምስ መድሃኒት ፣ናናውቲ ሕክምና ኮስመቲክን ድልቀ ንጽህናን ሓባሪ ኮይኖም ዝቐርቡ ጽሑፋት ትሕዝቶኦምን ዓይነቶም ካብቶም ኣብቲ ዝፈረየሉ ሃገር ዝዝርግሑ ሓባሪ ጽሑፋት ዝተፈልዩ ኪ’ነኾኑ የብሉምን ። (2) ዝኾነ ኣምጸኢ ፣ ኣፍራዩን ጃምላዊ ዓዳልን ትካል እቲ ክፍሊ ብዛዕባ ሓባሪ ጽሑፋት ዘውጽኦም መምርሒታት ክ’ንተል ኣለዎ። እዚ ግዴታ’ዚ ግን ነቶም ኣብ ፋርማሲታት ተቐ’ጊሞም ንውልተቀሰባት ዝቕርቡ ድልዋታት ኣይምልከትን። 83. ዘይግቡእ ሕላገት ምልጣፍ (1) ዝኾነ ሰብ ወይ ትክል አዚ ሕጊዚ ካብ ዘፍቅዶ ወጻኢ ዝገ’ነ ገላጺ. ጽሑፍ ወይ ምልክት ኣብ መትሓዚ መድሃኒት መሳርሒ ሕክምና ኮስመቲክ ወይ ድልዋ ንጽህና ክልጥፍ ኣይፍቀደሉን። (2) ዘይግቡእ ወይ መጋገዩ ሕላገት ዘለዎ መድሃኒት፡ መሳርሒ ሕክምና ‘ኮስመቲክ ወይ ድዴድልዋ ንጽህና ንመሽጣ ኪቕዋቐርብ ኣይፍቀድን ። (3) ዘይግቡእ ወይ መጋገዩ ሕላገት ተለጢፍዎሥ ዝተረ-ክአበ መድሃኒት ፣ መሳርሒ ሕክምና፡ ኮስመቲክ፡ወይ ድልዋቀ ንጽህናን ነቲ ገበን ኣብ ምፍጸም ዘገልገሉ መሳሪሕታትን ብመሰረት አቲ ክፍሊ ዘውጽኦ መምርሒ ይውገድ። ምዕራፍ ዓሰርተ ሓደ ሓበሬታን መላለይን (ረክላም) 84. ሓበሬታታት (1) ንመድሃኒት፡፣ ናውቲ ክምና፡ኮስመቲክን ድልዋታት ንጽህናን ዝምልከቱ ሓበሬታታት አቲ ክፍሊ ከይፈቐደ ንሰብ ሞያን ንህዝብን ምምሕልላፍ ኣይድፍቀድን። 29

(2) አቲ ክፍሊ ኪመሓላለፉ ዝድለዩ ሓበሬታታት ምስ ቀረቡሉ ጥቕሞምን ት’')ክልነቶምን ኣጽኒዑ ይፈቅድ። (3) ክብ ወጻኢ ዝመጹ ሓበሬታታት ምስቶም ኣብቲ ዝምንጭውሉ ሃገር ዝመሓላለፉሩ ሓበሬታታት ሓደ ዓይነት ትሕዝቶ ይህልዎም። (4) ንሰብ ሞያን ንህዝብን ዝመሓላለፉ ሓብሬታት ምስቶም ኣብ ግዜ ምዝጋበ ናይቶም ዝምልከቶም ኣቕሑ ዝቐርበ·፡ ሓበሬታታት ሓደ ዓይነት ትሕዝቶ ይህልዎም። (5) ዝኾነ ሰብ. ወይ ትካል መጋገዩዪዩ፣ዘይትኽክል ወይ መታለሊ ሓበሬታታት ኪዝርግሕ ኣይፍቀደሉን። (6) አቲ ክፍሊ ኣድላዩ ኮይኑ ምስ ዝረ'ክቦ ንሰብ ሞያ ኮነ ንህዝቢ ሓበሬታታት ንከይመሓላለሩፉ ኪእግድ ይኽእል። 85. ንግዳዊ መላለዩ /ረክላም/፡ (1) ዝኾነ ሰብ ወይ ትክል ክብቲ ክፍሊ ፍቓድ ከይረ'ኸበ ብዛዕባ መድሃኒት ፣፣ ናውቲ ሕክምና ኮስመትክን ድልዋ ንጽህናን ምልክታ ወይ መላለዩ ክዝርግሕ ኣይፍቀደሉን። (2)ዝኾነ ሰብ ወይ ትክል ብዛዕባ መድሃኒት ናውቲ ሕክምና ፣ ኮስመቲክን ድልዋ ንጽህናን ዝምልከት ንህዝቢ ከጋጊ ወይ ከታልል ዝኽእአል ወይ ትዝ)ክል ዘይኮነ ምልክታ ወይ ሓበሬታ ከውጽእ ኣይፍቀደሉን = (3) ብመንገዲ ዝተፈላለዩ ኣቕሑ መሸጣ መላለዩ /ረክላም/ምውጻእ ኣይፍቀድን እዩ። (4) ንመድሃኒት ዝምልከት ረክላም ብመራ ኸቢ ብዙሓት ምዝርጋሕ ኣይፍቀድን እአዩ። (5) አቲ ክፍሊ ብዛዕባ ንግዳዊ መላለዩ/ረክላም/ መምርሒ የውጽእ። 86. ኣላላዪ ወይ ኣሽያጢ (1) ዝኾነ ኣፍራዩ ፣ ኣምጻኢ ፣ ወይ ጃምላዊ ዓዳለሊ. ክብቲ ክፍሊ ፍቓድ ከይረኸበ ንዝኾነ ሰብ ከም ኣላላዩ ወይ ኣሽያጢ ቆዋቆጺሩ ክሰርሖ ኣይክእልን፣ (2)እቲ ክፍሊ ከም ኣላላዩ ወይ ኣሸያጢ ኮይኑ ንኪሰርሕ ፍቓድ ዝህብ ብዝዕባ ስርሑ ተክኒክዊ ፍልጠት ከምዘለዎ ድሕሪ ምርግጋጽ ይኸውን። 87. ነጻ ሕክምናዊ መርኣያ (ሳምፕል) (1) ነጻ ሕክምናዊ መርኣያ (ሳምፕል) ዝዕደሉም ኣብ ናይ ሰብን አንስሳን ክንክን ጥዕና 2ሽ—ሞፈፍ ሰብ ሞያ ጥራይ ይኸውን።

(2) ነጻ ሕክምናዊ መርኣያ (ሳምፕል)ንኽዕደል ዝፍቀድ እቲ ክፍለ -- | መዝጊቡ ናብ ዕዳጋ ንኪወርዱ ናይ ዝፈቐቕደሉም መድሃኒት ፣መሳርሒ ሕክምና ፣ ኮስመቲክን ድልዋ ንጽህናን ጥራይ ይከውን። (3) ናይ ናርኮቲክን ሳይኮትሮፒክን መድሃኒት ነጸ ሕክምናዊ መርኣያ (ሳምፕል) ኪወሃብ ኣይፍቀድን። (4)ነዲ ሕክምናዊ መርኣያ (ሳምፕል) ምስቶም እቲ ክፍሊ ዝመዝገቦም መድሃኒት መሳርሒ ሕክምና ኮስመቲክትን ድልዋታት ንጽህናን ፈጺሞም ዘይፍለዩ ክኾኑ ኣለዎም። (5) ኣብ መትሓዚ ናይቲ ሕክምናዊ መርኣያ (ሳምፕል) "ነጻ ሕክምናዊ ሳምፕል”" ዝብል ጽሑፍ ብትግርኛ ፡ዓረብኛን እንግሊዝኛን ከስፍር ኣለዎ፣ (6) አቲ ነጻ ሕክምናዊ መርኣያ (ሳምፕል) ዝዓደለ ሰብ ወይ ትክል ብዝሕን ዓይነትን ናይ ዝተዓደለን ንመን ከምዝተዓደለን ጸብጻቡ ነቲ ክፍሊ ክቕርብ ኣለዎ፣ (7) ነጻ ሕክምናዊ መርኣያ (ሳምፕል) ኣብ መሸጣ ምውዓል ብሕጊ የሕትት። ምዕራፍ ዓሰርተው ክልተ ናርኮቲክን ሳይኮትርፒክን መድሃኒት 88. ክልከላ (1) ዝኾነ ሰብ ብመሰረት እዚ ሕጊዚ ካብቲ ክፍሊ ፍቓድ ከይረ-ኸበ ናርኮቲክን ወይ ሳይኮትርቲክን መድሃኒት ከብቈል፥ ከምጽእ፣ክልእኽ፣ክፍሪ፣ኪሕዝ፡ ክንኽዝን፡ኪነግድ፡፣ ክብ ቦታ ናብ ቦታ ከንቀሳቕስ፣ ኪዕድል ክላሊ ወይ ኪእዝዝ ኣይፍቀደሉን። (2)ዝኾነ ሰብ ብመሰረት’ዚ ሕጊዚ ንክእዝዝ ዝተፈቐደሉ ብዓል ሞያ ከይኣዘዘሉ ናርኮቲክ ወይ ሳይኮትሮፒክ መድሃኒት ኪጥቀም ኣይፍቀደሉን = (3) ናርኮቲክ ወይ ሳይኮትሮፒክ መድሃኒት ብዘይክ ኣብ ፋርማሲ ኣብ ክልኦት ደረጃታት ትክላት ችርቓዎሮ ኪተሓዝ ኣይፍቀድን። (4) ናርኮቲክ መድሃኒት ብፖስታ ወይ ብባሕሪ ንምምጻእ ኣይፍቀድን = (5) ዝኾነ ሕክምናዊ ብዓል ሙያ ናርኮቲክን ሳይኮትሮፒክን’መድሃኒት ' ንርእሱ ክእዝዝ ኣይፍቀደሉን። ( ሪጋ መፅ

89. ፍቓዎድን ዝወሃበሉ ኣገባብን (1) ናርኮቲክ መድሃኒት 8) ናርኮቲክ መድሃኒት ንምምጻእ ንምልኣኽ ንምፍራይ ንምዕዳል ፍቓድ ዝወሃቦ ንናይ መንግስታዊ ኣምጸኢ ኣፍራዩ ጃምላፍ ዓዳሊ ትካል ጥራይ ይዶኸውን፣ ለ) ናርኮቲክ መድሃኒት ንምዕዳል ወይ ንምሻጥ ፍቓድ ዝወሃቦ ሓኪምን ፋርማሲስትን ዘለውዎ ትካላት ጥዕና ወይ ብፋርማሲስት ዝምራሕ ትካል ችርፖሮ /ፋርማሲ/ ጥራይ ድኸውን። (2) ሰሳይኮትሮፒክ መድሃኒት ሳይኮትሮፒክ መድሃኒት ናይ ምምጻእ፡ ምፍራይድ፡ ምሓዝ፡ ምኽዛን፡ ምንጋድ ክብ ቦታ ናብ ቦታ ምንቅስቓስ ምዕዳልን ምአዛዝን ፍቓድ ንዝሓተቱ ሕጋዊ ትካላት ኩነታት እናተራእየ ይወሃብ፡ (3) ናይ ኣምጸኢ ግዴታት 8) ብመሰረት እዚ ሕጊዚ ናርኮትክን ሳይኮትሮፒክን መድሃኒት ናይ ምምጻእ ቀዋሚ ፍቃድ ዝተዋህቦ ሰብ ናይ ምምጻእ ፍቓድ በብግዜኡ ክሓትት ኣለዎ፣ ንሓደ ግዜ ዝተዋህቦ ፍሉይ ፍቓድ ከብ ሰለስተ ኣዋርሕ ንላዕሊ ኣየገልግልን። ለ) ዝኾነ ሰብ ናርኮቲክ ወይ ሳይኮትሮቲፒክ መድሃኒት ምስ ክልኦት ኣቕሑት ዓቪጉ ምምጸእ ኣይክአእልን። ሐ) ዝኾነ ሰብ ናርኮቲክ ወይ ሳይኮትሮፒክ መድሃኒት ዘምጽእ ኣብ ውሽጢ ጽቅኑዕን ዘተኣማምንን ሳጹን ይኸውን። 90. ብዛዕባ መድሃኒት መኣዘዝን ኣገባብ ኣተኣዛዝዛን (1) ናርኮቲክ መድሃኒት ምአዛዝ ዝፍቀደሉ፡ ሓኪም ስብ፡ሓኪም አንስሳ፡ ወይ ሓኪም ስኒ ጥራይ እዩ። (2) ሳይኮትሮፒክ መድሃኒት ዝእዝዙ፥፤ ሓኪም ሰብ፡ሓኪም እንስሳ፡ ሓኪም ሰኒን ክልኦት መድሃኒት ንክእዝዙ አቲ ክፍሊ ዝፈቐደሉም ሰብሞያን ጥራይ አዮም፣ (3) ናርኮቲክን ሳይኮትሮቲፒክን መድሃኒት ዝእዘዘ’ አቲ ክፍሊ ብዘውጽኦ መምርሐ. መሰረት ብዝተዳለወ ፍሉይ መኣዘዚ መድሃኒት ጥራድ ይድይኸውን ። (4)ዝኾነ ናይ ናርኮቲክን ሳይኮትሮፕክን መድሃኒት መኣዛዚ ነዚ ሲዒበ፦፡ ዝጥቀስ ከማልእ ኣለዎ 1- 32

91. 92. ህ)ስም ሕሙም ፣ዕድመ፡ጾታን ኣድራሻን ቁጽሪ ክርድን፡ ለ) መድሃኒት ዝተኣዘዘሉ ዕለትን ዓመተ ምህረትን፥፡ -· ሐ) ስም መድሃኒት፣ዓይነት ናይቲ ድልዋ፡መጠኑን ብዝሑን (ብፊደልን ብኣነሃዝን)፣ መ) ኣገባብ ኣወሳስድኡ = ሰ) ስም ኣዛዚ ኣድራሻን ፊርማን በዓል ሞያ፡ ረ) ማሕተም ትካል ጥዕና፡ (5) ዝኾነ ናይ ናርኮቲክን ሳይኮትሮፒክን መኣዘዚ መድሃኒት ብገጹር ዝተጻሕፈ ድምሳስ ዘይብሉ ኦርጅናል ጥራይ ኪ-ኸውን ኣለዎ። (6)ኣእብ ናይ ናርኮትክን ሳይኮትሮፒክን መድሃኒት መኣዘዚ ክልእ ዓይነት መድሃኒት ምእዛዝ አልኩል እዩ። (7) መኣዘዚ መድሃኒት ኣብ ዓንቀጽ 91 ዝተጠቕሰ ምስ ዘየማልእ መድሃኒት ምዕዳል ወይ መድሃኒት ምሃብ ኣይፍቀድን። (8) ዝኾነ ናርኮቲክን ሳይኮትሮቲፒክን መድሃኒት ዝተዋህበሉ መኣዘዚ እናተመዝገበ ኣብ ፍሉይ ማህደር ተታሒኩዙ ክሳብ 5 ዓመት ኣብቲ ትካል ኪቕመጥ ኣለዎ። (9) ናይ ናርኮቲክን ሳይኮትሮቲፒክን መድሃኒት መኣዘዚ ካብ ሓደ ግዜ ንላዕሊ ከገልግል ኣይክእልን። ኣተዓቓቕባ ናርኮቲክትን ሳይኮትሮቲፒክትን መድዴሃኒትን ንዕኦም ዝምልከቱ ኢንኮይሰሳት፡ መዛግብ፡መኣዘዚ መድሃኒትን ካልኦት ስነዳትን መፍትሕ ኣብ ዘለዎ ኣርማድዮ ወይ ከኣ ኣብ ዝተፈለየ ክፍሊ ኪተሓዙ ኣለዎም። አቲ መፍትሕ ምስቲ ፍቓድ ዘለዎ ብዓል ሞያ ኪተሓዝ ኣለዎ። ኣወጋግዳ ናርኮቲክን ሳይኮትርፒክን መድሃኒት ዝኾነ ይኹን ዝተባላሸወ፡ዕድመ ኣገልግሉቱ ዘብቅዐ፡ዝተገበተ ናርኮቲክ ወይ ሳይኮትሮቲክ መደሃኒት፣ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታ ተታሒዙ ድሕሪ ምጽናሕ አቲ ክፍሊ ብዘውጽኦ መምርሒ መሰረት ከምዝውገድ ይግበር። እቲ ክፍሊ ናይ ዝተወካደ ዓይነትን ብዝሕን ናርኮቲክ ወይ ሳይኮትሮፒክ መድሃኒት ዝገልጽ ወረቐት ምስክር ይህብ። |#=] ር-ፐ-

94. 96. ዝኾነ ብመሰረት አዚ ሕጊዚ ፍቓድ ዝተዋህቦ ሰብ ስርሑ ኣብዘቋረጸሉ ግዜ ኣብ ኢዱ ዝርከብ ናርኮቲክን ሳይኮትሮፒክን መድሃኒት ኢን፫ኮይሳትን ሰነዳት መኣዘዚ መድሃኒትን ነቲ ክፍሊ ብኡ ንብኡ የረአክቦ። ኣተሓሕዛ መዛግብን ኣቀራርባ ጸብጻባትን (1) ዝኾነ ብመሰረት አዚ ሕጊዚ ፍቓድ ዝተዋህበ ሰብ ብዛዕባ ኣገልግሉት ናርኮቲክን ሳይኮትሮፒክን መድሃኒት ብመሰረት እቲ ክፍለ ዘውጽኦ መምርሕሒ መዛግብ ክዘሕዝ ኣለዎ። (2) ዝኾነ ብመስረት እዚ ሕጊዚ ፍቓድ ዝተዋህቦ ሰብ ብመሰረት እቲ ክፍለ ዘውጽኦ ናይ ጸብጻብ ኣቀራርባ መምርሒ ጸብጻብ ኣዳልዩ ነቲ ክፍሊ ኪህብ ኣለዎ። 5. ምቁጽጻር ምቁጽጻር ኣገልግሉት ናርኮቲክን ሳይኮትሮፒክን መድሃኒት ብመሰረት ኣብ ምዕራፍ 9 ዝተጠቕሱ ዓናቕጽ ይፍጸም። ምዕራፍ ዓሰርተው ሰለስተ መኣዘዚ መድሃኒት መተካእታን መአዘዚ መድሃኒት (1) በብመኣዘዚ መድሃኒት ጥራይ ንክወሃቡ፡ በቲ ክፍለ ዝተመደበ፡ መድሃኒት ንሕሙም አወሃበቡ ዝዝአሉ ብሓኪም ሰብ፡ ብሓኪም ስኒ፡ ብሓኪም እንስሳ ወይ ሕሙም መር"”ሂጊሩ መድሃኒት ንክእዝዝ በቲ ክፍሊ ብዝተፈ ቕደሉ ጥዕናዊ ብዓል ሞያ ናይ ጽሑፍ ትእዛዝ ጥራይ ይኸውን። (2) ህ–ኩጽን ዘገድድ ኩነታትን አንተዘይተፈጢሩ መኣዘዚ መድሃኒት " ብጽሑፍ ኪመሓላለፍ ኣለዎ። ብቓል ወይ ብስልኪ ዝተመሓላለፈ ትእዛዝ በቲ መድሃኒታዊ ብዓል ሞያ ሽዑ ንሽዑ ብጽሑፍ ሰፊሩ ድሓር በቲ ዝኣዘዞ ብዓልሞያ ኪረጋገጽ ኣለዎ። (3) መኣዘዚ መድሃኒት ንጹር ብዝ’ኮነን ኪንበብ ብዝኽአልን ኣገባብ ኪጸሓፍ ኣለዎ። (4) ዝኾነ መኣዘዚ መድሃኒት ነዞም ዝስዕበ·• ሓበሬታታት ክሕዝ ኣለዎ። 34

8) ስምን ዕድመን ኣድራሻን ሕሙም፣፥ ለ) ዝተጸጻሕፈሉ መዓልቲ፡ ሐ) ስምን ብዝሕን መጠንን ናይ ዝተኣዘዙ መድሃኒት፣ መ) ብዛዕባ ኣወሳስድኡ ወይ ኣቀማምምኡ /ኣብ ፋርማሲ ዝስራሕ ኣንተኾነ/ መምርሒ ነቲ ብዓልሞያ፣፡ ሰ)ኣብቲ መኣዘዚ ዝተጠቕሱ መድሃኒት ብተደጋጋሂጊ ክውሰዱ አንተተድልዩ ነዚ ዝገልጽ፥ ረ)ናይቲ መኣዘዚ ዝጸሓፈ ብዓልሞያ ስምን ኣድራሻን ፈርማን፣ ቀ) ዝተኣዘዘ መድሃኒት ንእንስሳ እንተኾይኑ ዓይነት እንስሳን ስም ዋንኡን። (5) ሓ&ጺ መኣዘዚ መድሃኒት ክብቲ ዝተጻሕፈሉ መዓልቲ ደ"ሂሩ ድሕሪ ሹድሸተ ወርሒ ተቐባልነት ኣይህልዎን፣ (6) ኣብቲ መኣዘዚ መድሃኒት እትኣዘዘ መድሃኒት ንክንደይግዜ ብተደጋጋጊ ኪወሃብ ከምዝ’ክአል ኪጥቀስ ይ’ንኽክእል። ይ’ኩን አምበር መደሃኒት ብተደጋጋሞጊ ክወሃብ ዝከኣል ክሳብ ሓሙሽተ ግዜ ጥራይ ይኸውን። (7) ኣብቲ መኣዘዚ መድሃኒት ዝተጠቕሱ መድሃኒት ንሕሙም ምስ ተዋህበ· ዋንነት መኣዘዚ ናይቲ ፋርማሲ ወይ ቤት መሸጣ መድሃኒት ይኸውን። እዚ መኣዘዚ እዚ ተመዝጊበ’ ኣብቲ ቤት መድሃኒት አንተወሓደ ንክልተ ዓመት ኪቕመጥ ኣለዎ። 97. መተካእታ ምሃብ (1) ብሕክምናዊ በዓል ሞያ ብንግዳዊ ስም ዝተኣዘዙ መድሃኒት ብኻልእ ሓደ ዓይነት ትሕዝቶ ወይ ተመሳሳሊ ጀኒሪክ ወይ ሳይንሳዊ ስም ዘለዎ መድሃኒት ተተኪኡ ክወሃብ ይከኣል፣ (2) አቲ ክፍለ ዝርዝር ናይቶም ብመሰረት ንኡስ ዓንቀጽ (1)ናይዚ ዓንቀጽ'ዚ ተተኪኦም አክወሃቡ ዘይክአሉ መድሃኒት የውጽእ። ምዕራፍ ዓሰርተው ኣርባዕተ ዝተባላሸሽወ መድሃኒት ‘መሳርሒ ሕክምናፍ ኮስመቲክ ወይ ድልዋ ንጽህና 98. ዝተባላሸወ መድሃኒትን መሳርሒ ሕክምናን ምሻጥ ፈዋስነቱ ወይ ሓይሉ ወይ ብቕዓቱ ወይ ኣብ ዝተባላሸወ መትሓዚ ዝተታሕዘ ወይ ዝተዓሸገ ወይ ዝተባላሸወ ሕላገት ዘለዎ ወይ ዕድመ

= = = - ኣገልግሉቱ ዘብቅዐ መድሃኒት፡መሳርሒ ሕክምና፡ኮስመቲክ ወይ ድልዋ ንጽህና ምሻጥ ወይ ኣብ ኣገልግሉት ምውዓል ኣይፍቀድን። ምዕራፍ ዓሰርተው ሓሙሽተ ምምዳብ መድሃኒት 99, ሓላፍነት ክፍሊ ኣብ ምምዳብ መድሃኒት አቲ ክፍለ. ኣብ ዕዳጋ ንክውዕሉ ዝተፈቕዱ መድሃኒት አናጽንዐ፣ 8፱)ኣብ ፋርማሲ ፣ኣብ ቤት መሸጣ መድሃኒት፣ ኣብ ቤት መድሃኒት ገጠር ኪተሓዙ ናይ ዝግብኦም ዝርዝር፥ ለ) ብመኣዘዚ መድሃኒት ጥራይ ንሕሙማት ናይ ዝርዝር፣ ሐ) ኣብ ዝተፈላለዩ ትክላት ጥዕና በብደረጃኦም ክርከቡ ናይ ዝግብኦም ዝርዝር የፍልጥ። ዝወሃቡ ምዕራፍ ዓሰርተው ሽዱሽተ ዝተፈላለዩ ድንጋጌታት 100. ምሞሕዳስ ፍቓድ (1) በመስረት እዚ ሕጊዚ ዝተዋህበ ዝኾነ ፍቓድ በብዓመቱ ኣብተን ናይ መጀመርያ ክልተ ኣዋርሕ ናይ ነፍስ ወከፍ ሓዲሽ ዓመት አቲ ዝተወሰነ ናይ መሐደሲ ክፍሊት ብም')ክፋል ክሕደስ ኣለዎ። (2) ክሰብ መጨረሻ ዕለት ናይ ወርሒ ዕ/ሰነ ጅን/ናይዶ ነፍሲ ወከፍ . ሓድሽ ዓመት ዘይተሓደሰ ፍቓድ ከምዝተሰረዘ ይቑጸር። (3) ኣብ ንኡስ ዓንቀጽ (1)ን (2) ን ናይዚ ዓንቀጽዚ ዝሰፈረ ዝተሓለወ ኮይኑ፣ክብቲ ዝተወሰነ ግዜ ደንጉዩ ከይተሓደሰ ንዝተረፈ ንዝደንጎየሉ ግዜ ተወሳኺ መቕጻዕቲ ክኸፍል ኣለዎ። (4) ፍዎድ ዝሕደስ እቶም ፍቓድ ዝተዋህበሉም መምዘኒታት ኣብቲ እዋን ናይ ምሕዳስ ዝተማልኡ ምዃኖም በቶም ናይቲ ክፍሊ ኢንስፐክተራት ምስዝረጋገጽ እዩ። 36

101. ክፍለት ፍቓድ ዝተፈላለየ ፍቓድ ንምርክብ ዝ’ክፈሉ ክፍለሊት ከምዚ ዝስዕብ ይኸውን፡- ዓይነት ኣገልግሉት ግዝያዊ ቀዋሚ መሐደሲ ንምስፋሕን ፍቓድ ብር | ፍቓድብር |ፍቓድ ብር ምምሕያሽን ብር ምምጻእ 400.00 500.00 300.00 300.00 ምፍራድ 5300.()0 ]()|().(ዚ) 500.00 3()0.()0 ጂምላዊ ምዕዳል 301).())) 4(00.()0 2010.0() 2()).000 ፋርማሲ 200.00 300.00 100.00 1()).()0 ቤት መሽጣ መድነሃኒት| 200.00 250.00 100.00 1()().00 ቤት መድሃኒት ገጠር 1()0.()() 200.00 3().0() 30.00 102. ፍዎድ ኣብ ዝርአ ቦታ ምቕማጥ ብመሰረት እዚ ሕጊዚ ቀዋ’ኒ ፍቓድ ዝረ’ከበ ትካል ነቲ ፍቓድ ኣብቲ ስርሑ ዘካይደሉ ኣብ ዝኾነ ግዜ ክርአ ኣብ ዝኽእለሉ ቦታ ከቐምጦ ወይ ኪሰቕሉ ኣለዎ፣፥፡ 103. ምፖቁራጽ ስራሕ ቀዋ’ኒ ፋቓድ ዝተዋህቦ ሰብ ስርሑ ብገዛእ ድሌቱ ምስ ዘቋርጽ፥፡ (1) ኣብ ንኡስ ዓንቀጽ (2)ናይዚ ዓንቀጽ ዝሰፈረ ዝተሓለወ ኮይኑ፡ ዝተዋህቦ ፍቕድ ናብ ቤት ጽሕፈት እቲ ክፍሊ ኪመልስ ኣለዎ። (2) ኣብቲ ትክል ዝርከበ፡ መድሃኒትን መሳርሒ ሕክምናን ኮስመቲክትን ድልዋታት ንጽህናን ብመሰረት እቲ ክፍሊ ዝህቦ መምርሒ ሽሸይጡ ከብቅዕ ኣለዎ። 104. መቕጻዕቲ ነዚ ሕጊዚ ወይ ነዚ ሕጊዚ ንምትግባር ዝወጹ ሕጋጋት ወይ መምርሒታት ዝጥሕስ ዝኾነ ሰብ ብዘይክ እቲ ክፍለ. ብመሰረት እዚ ኣዋድ’ዚ ክወስዶ ዝኽክአል ምምሕዳራዊፍ ስጉምቲ ብገበናዊ ሕጊ ክሕተት ይዶኽአል። 37

105. ተፈጻምነት እዚ ሕጊዚ ቅድሚ ምእዋዱ ዝተዋህበ ዝኾነ ናይ ስራሕ ፍቓድ እዚ ኣዋድ'’ዚ ክብ ዝእአወጀሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ትሽዓተ ወርሒ ብመሰረት እዚ ሕጊዚ ኪተኻኸል ኣለዎ። 106. ዝምድና ምስ ካልኦት ሕጊታት ኣብ ክልኦት ኣዋጃት ክህልዉ ዝኽአእአሉ ንምድሃኒት ፣ንመሳርሒ ሕክምና ፣ንኮስመቲክትን ድልዋታት ንጽህናን ዝምልከቱ ሕጋጋትን መምርሒታትን ምስዚ ኣዋጅዚ ዝገራጨዉ ምስዝኾኑ ድንጋጌታት ናይዚ ኣዋጅ’ዚ ተፈጸምቲ ይኾኑ። 107. ሕጋጋትን መምርሒታትን ናይ ምውጻእ ስልጣን እቲ ክፍሊ ንድናጋገታት ናይዚ ኣዋጅድ’ዚ ብዝሰለጠ ንምትግባር ሕጋጋትን መምርሒታትን ከውጽእ ይነ’;ኽእል። 108. ኣብ ግብሪ ዝውዕለሉ አዚ ኣዋጅ'’ዚ ኣብ ጋዜጣ ኣዋጃት ኤርትራ ተሓቲሙ ከብ ዝወጸሉ ዕለት ጀኒዒሩ ኣብ ግብሪ ይውዕል። ኣስመራ ግንቦት 10፥ 1993 ግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ 38